Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ፅልኢት ዘረባን ፈነወ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክትታል ዝሕግዝ ማእኸል ፃውዒት ኣብ ስራሕ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ፅልኢት ዘረባን ፈነወ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክትታልን ንምቁፅፃርን ዝሕግዝ ማእኸል ፃውዒት መቐበሊ ይቕሬታን ሓበሬታን ኣብ ስራሕ ኣውዒሉ። እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሃነፀ ማእኸል ፃውዒት፥ እቲ በዓል መዚ ፅልኢት…

ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ተሸላሚ ሜዳሊያ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ቦር ዝርከብ መበል 14 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ተሸላሚ ሜዳሊያ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮይኑ። ምክትል ፎርስ ኮማንድ ዩናሚስ ሜጀር ጀነራል ኤም ዲ ማይን ኡላህ ቾድሪ ከምዝገለፁዎ፥ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም…

መናእሰይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሰላምን ሓለዋ ከባቢን ለውውጥ ልምዲ ዝገብሩሉ ሴሚናር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሰላምን ሓለዋ ከባቢን ለውውጥ ልምዲ ዝገብሩሉ ሴሚናር ተጀሚሩ። እቲ ሰሚናር ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ብዕሊ ኣጀሚረንኦ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጀመረ እቲ ሰሚናር፥ ካብ 10 ሃገራት…

ም/ቀ/ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ፀገማት ኢንቨስትመንት ህፁፅ መፍትሒ ክወሃቦም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፀገማት ኢንቨስትመንት ህፁፅ መፍትሒ ክወሃቦም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኢንቨስተራት ወፃኢ ዘጋጥምዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጣየሸ…

ውልቀ ኩባኒያ ቻይና ኢንተርናሽናል ማይወይ ትያንጂን መሳርሒታት መምከኒ ፈንጂ ንፖሊስ ፌዴራል ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውልቀ ኩባኒያ ቻይና ኢንተርናሽናል ማይወይ ትያንጂን ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ሓገዝ መሳርሒታት መምከኒ ፈንጂ ኣበርኪቱ። እቲ ኩባኒያ ብር 22 ሚሊየን 800 ሺሕ ዝግመቱ መሳርሒታት መምከኒ ፈንጂ ኢዩ ድጋፍ ገይሩ ዘሎ፡፡ እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ…

መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ በርበራ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ጊቤ” በዝብል እትፍለጥ መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሌ ላንድ፣ ወደብ በርበራ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚራ። እታ መርከብ ድሕሪ 20 ዓመታት ንመጀመርታ ጊዘ ኢያ ኣገልግሎት ምሃብ ዝጀመረት እንትትከውን፥ “ገልፍ ኢንዲያ ሰብ ኮንቲነንት” ካብ ዝበሃል ከባቢ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ኣብ ቤተ ክርስትያን ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…

ጋንታታት ፕሪሜርሊግ ልዕሊ 3 ናይ ወፃኢ ተፃወትቲ ከፈርማ ኣይኽእላን – ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝውውር ናይ ወፃኢ ሃገራት ኣመልኪቱ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዘበነ ውድድር 2014 ዓ.ም ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዝሳተፋ ጋንታታት ልዕሊ 3 ናይ ወፃኢ ተፃወትቲ ከፈርማ ከምዘይኽእላ ወሲኑ።…

ኢትዮጵያ ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ዝገብሮ ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ደብዳበ ፅሒፋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ዝገብሮኦ ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ደብዳበ ፅሒፋ። እቲ ደብዳበ ሊግ ዓረብ ናብ ሓፈሻዊ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ፀፅታን ውሕመ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

2 ሺሕን 631 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 631 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…