Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ቱርኪ “ንናይ ኣፍሪካ ፀገም ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ዝብል ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ባህሬን ኢሲን ኣኪል ጋር ክልተኣዊ ርክባት ኣብ ዝጠናኸረሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ጀማል ኣብ ዘተኦም፥ ነዊሕ እዋን ርክብ ክልቲአን ሃገራት…

“ናትና ምድላው ንጁንታ እንተይኮነስ ንጋለብቶም ኢዩ” ሌ/ ጀ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናትና ምድላው ንተስዓሪ ጁንታ እንተይኮነስ ንጋለብቶም ኢዩ"  ክብሉ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም። ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌ/ጀነራል ባጫ፥ ኣብ ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ምረቓ ምልምል ወታደራት ብምርካብ…

ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ውሕስና ምግቢ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ 1 ሺሕ ኩንታል ሕሩጭ፣ 2 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ፣ 4 ኩንታል ንህፃናት ዝኸውን…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምጥያሽ ሓገዝ 100 ሚሊየን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምጥያሽ ሚኒስቴር ትምህርቲ 100 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብቲ ክልል ብዝፈፀሞ ወራር ልዕሊ 2 ሺሕን 950 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ…

ኣብ ኬኒያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያዊያንን ሰብ ሞያታት  21 ሺሕን 897 ዶላር ኣሜሪካ ዘውፅእ ድጋፍ ኢዮም ገይሮም። ነቲ ድጋፍ እቲ ማሕበር ሰብ ሞያ ብምውካል…

ሚኒስቴር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ናብ ባህር ዳር ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፈፃፅማ ማእኸል መተሓባበረ ህፁፅሰብኣዊ ሓገዝ ንምግምጋም ናብ ባህር ዳር ኣቲየን። ኣብ ፃንሒተን ድማ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ብቕልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕን መሊስካ…

ብፕሬዚዳን ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝወፅአ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ  ፀፅታ ዝወፅአ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላትን፥ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ…

ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጎንኹም ኢዩ – ዲ/ን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብግፍዒ ዝተቐተሉ ዜጋታት ኣብ ከተማ ንፋስ መውጫ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተኻይዱ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ደቡብ ጎንደር ኣብ ዝፀንሐሎም እዋናት ብዙሓት ንፁሃን ምስ ቀተለ ቀብሮም ከይፍፀምን ስድራ ግዳያት ከይበኽዩ ብምኽልካል…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ልኡኽ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ልኡኽ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸሊኹ ኣብ ዘኣተወሎም ከባቢታት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድሊ ኣብቲ ዘተ ኣልዒሎም፡፡…

ምዝገባ መረፅቲ ዕላዊ ዝግበረሉን ስምዕታ ዝቐርበሉን እዋን 12 መስከረም 2014 ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ዕላዊ ዝግበረሉን ስምዕታ ዝቐርበሉን እዋን 12 መስከረም 2014 ከምዝዛዘም ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደሎም ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ሃረርን 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ከምዝካየድ…