Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ጀግንነት ሰራዊት ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ንፀላኢ ዘደንገፀ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀግንነት ሰራዊት ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ንፀላኢ ዘደንገፀ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣቢየ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ምዕራብ እዚ ማይ ፀብሪ ግንባር ምስ ሃገር…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ግንባር ወሎ ምስ ሓይሊታት ፀጥታ የኽብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ግንባር ወሎ ምስ ሓይሊታት ፀጥታ የኽብሩ ኣለዉ። ነበርቲ ዘባ ደቡብ ወሎን ከተማ ደሴን ኣብ ግምባር ወሎ ምስ ዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍእይ ሓይሊ ኣምሓራን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምስ ሰራዊት ንምኽባር ናብ ግንባር ማይ ፀብሪ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ምስ ሰራዊት ንምኽባር ናብ ግንባር ማይ ፀብሪ ኣቲዮም። ኣብ ግንባር ማይ ፀብሪ ምስ ሰራዊት በዓል ንምኽባር ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ብርሃኑ…

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዓመተ 2014 ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ዓመተ 2014 ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ። እቲ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር መራሕቲ ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፊም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥ ቴሌግራም…

ኢትዮጵያ ኣበ 2013 ዓ.ም ዘጋጠማ ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ብብሱል ኣመራርሓን ብሓድነት ዜጋታታን ምሽጋራ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣበ 2013 ዓ.ም ዘጋጠማ ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ብብሱል ኣመራርሓን ብሓድነት ዜጋታታን ምሽጋራ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ንመላእ የኢትዮጵያውያን ን2014 ሓዱሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ…

ኣብ ጭና ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተጨፍጨፉ ንጹሃን ናይ ሽምዓ ምብራህ  ሥነ-ሥርዓት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዳባት ወረዳ "ጭና" ገጠር ቀበሌ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተጨፍጨፉ ንጹሃን ናይ ሽምዓ ምብራህ  ሥነ-ሥርዓት ተኻይዱ። ኣብቲ ሥነ-ስርዓት ናይታ ከተማ ከንቲባ ኣይተ ሰለሞን ተዘራን ሓዊሱ መናእሰይን…

ባዕላ ዝኸኣለትን ዝማዕበለትን ኢትዮጵያ ንምፍጣር  ብሓድነት ደው ንበል- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባዕላ ዝኸኣለትን ዝማዕበለትን ኢትዮጵያ ንምፍጣር  ብሓድነት ደው ንበል ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ…

ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ዝረአናዮ ፀገም ወፂእና ዳግም ንከየጋጥም ምግባር እንኽእለሉ እንትንመሃረሉ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) "ታሪክ ባዕሉ ስቕ ኢሉ አይደግምን፤ ኣብዚ ዓመት ካብ ዝረአናዮ መከራ ክንወፅእን   ዳግም ንከየጋጥም ምግባር እንኽእለሉ እንትንመሃረሉ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ…

በዓለ ኣሸንዳን ኣሸንድዬን ኣብ ሕውነት ፓርክ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓለ ኣሸንዳነ ኣሸንድዬን ኣብ ሕውነት ፓርክ ኣደሰ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብዘዳለዎ ዝተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ እቲ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ተረኺበን። ኣብ ፕሬስ ሴክሬቴሪያት ኣዲስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.መ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.መ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ሓዱሽ ዓመት እነኽብሮ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊ ፈተናን ተስፋን ብምዃን ኢዩ…