Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ስሩዕ ስራሕ ዳይነት በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)አብያተ ፍርዲ ፌዴራል ስሩዕ ስራሕ ዳይነት በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ጀሚረን። መርሃ ግብሪ ምጅማር ስሩዕ ግልጋሎት ዳይነት ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል 2016 ዓ.ም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ተኻይዱ። ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል…

ኣብዚ ርብዒ ዓመት ዕዉት ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተሳለጡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መጀመርታ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ዓመት ፈተውቲ ብምብዛሕን ፀላእቲ ብምንካይን ዕዉት ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተሳለጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም÷…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓሙሽተ ኣዋጃት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ፡፡ እቲ ባይቶ ኣብ ስሩዕ ኣኼቡኡ÷ ንዝተፈላለዩ ጉዳያት መፈፀሚ ዝኾኑ ስምምዓት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረቡ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን…

ኣብ ፈጠራ ስራሕ ዘድሀበ “ጉባኤ እንቆጳ” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈጠራ ስራሕ፣ ቴክኖሎጂንን ኢኖቬሽንን ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ "እንቆጳ" ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊንየም ይካየድ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእለትን ንጉሱ ጥላሁን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ዘውፀኦ ሪፖርት ከምዘይትቕበሎ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ሰብኣዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሪፖርት ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኢትዮጵያ ስግኣት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ፅንተት ዓሌትን ኣሎ ብዝብል ዘውፀኦ…

ኣብ መልቀቒ ፈተና 12 ዘዕግብ ውፅኢት ዘመዝገቡ ኣሕዋት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ጅማ ብተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ዝተፈተኑ ክልተ አሕዋት ቦና ደጀኔን ሮብሰን ደጀኔን ዕግብ ውፅኢት ኣመዝጊቦም። ኣብቲ መልቀቕ ፈተና÷ ቦና ደጀኔ 566 እንተመዝግብ፤ ሮብሰን ደጀኔ ድማ 537 ከመዝግብ…

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ብምኽንያት ዘጋጠመ እዋናዊ ፀገም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ናይ ምግባር ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ቀጠና ኲናት ንምውፃእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ…

ኮሚሽ ሃገራዊ ምኽክር ዝወገኖም ስራሕቲ ኣመልኪቱ ንማሕበረሰብ ዓለም ገለፃ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽ ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ እናሰርሖም ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣመልኪቱ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ገለፃ ገይሩ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ÷ እቲ ገለፃ እቲ ኮሚሽን  ካብ ምስረትኡ ጀሚሩ እናሰርሖም ዝርከቡ ስራሕቲ…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያነ ብሪክስን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ዘጠናኽር ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያነ ብሪክስን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ መስራቲ ቤት ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ብሪክስ ማዱካር (ዶ/ር)ን ምክትል መስራቲ ሱሺ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን። ኣትሌቲክስ ዓለም ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2023 ዝርዝር 11 ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ተዓዋቲት 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ…