መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም Read more
ካብ ህወሓት ልኡኽ ጥፍኣት ብምቕባል ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ህልቀት ንምብፃሕ ሃገር ንምፍራስ ክንቀሳቀሱ ዝፀንሑ ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Read more