Fana: At a Speed of Life!

ኤጀንሲ ብሄራዊ ቤተ መፃሕፍቲን በተ መዛግብቲን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ግልጋሎት 12 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ብሄራዊ ቤተ መፃሕፍቲን በተ መዛግብቲን (ወመዘክር) ብምኽንያት ኮቪድ-19 ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ግልጋሎት ካብ 12 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። መምርሒታት ፕሮቶኮል ኮቪድ-19 ሓሊዩ ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ምድላዋቱ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ምስ ተወካሊ ትካል ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተወካሊ ትካል ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይሌ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፤ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር…

ሓበራዊ ኮሚሽን ኢትዮ-ሩሲያ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዝተበፅሑ ስምምዓት ዝርከቡሉ ብርኪ ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ ኮሚሽን ኢትዮ-ሩሲያ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዝተበፅሑ ስምምዓት ዝርከቡሉ ብርኪ ገምጊሙ። መራሕቲ እቲ ሓበራዊ ኮሚሽን ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚ፣ ሳይንስን ንግዲን ኣድሂቦም ዘቲዮም። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያን ምክትል…

ዩኒቨርሲቲ መቐለ 3 ሺሕን 290 ተምሃሮኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ንመበል 28 ግዘ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 290 ተምሃሮኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት…

እኒ ጃዋር መሓመድ ጉዳይና ኣብ ቀረባና ብዘሎ መጋባእያ ይረኣየልና ኢሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ውድቂ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ጉዳያት ገበናት ሕገመንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ጉዳይ እኒ ጃዋር መሓመድ ተመልኪቱ። ቅድሚ ሕዚ ኣይተ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባ፣ ሃምዛ ኣዳነን ሸምሰዲን ጠሃን ብዘቕረቡዎ ናይ ፅሑፍ…

ናይጄሪያ ምሰ ጎረባብቲ ሃገራት ዘዋስኑዋ ጠረፋት ዳግም ከፊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናይጄሪያ ምሰ ጎረባብቲ ሃገራት ዘዋስኑዋ መሳገሩ ዶባት ዳግም ከፊታ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተኸፈቱ ኣርባዕተ መሳገሪ ዶባት እንትኾኑ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተገበረ ዝነበረ ዝውውር ፍርያት ሕርሻን መሳርሒታት ኲናት ጠጠው ንምባል ብዝብል ተዓፂዮም ዝነበሩ…

ሚኒስትር ዓለም ልኸ ንግዲን ንኡስ ንግዲን ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብራ ኢየን  

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ዓለም ልኸ ንግዲን ንኡስ ንግዲን ካናዳ ሜሪ ኒግ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኣፍሪካን ኬኒያን ዑደት ከምዝገብራ ተገሊፁ። ዑደት እተን ሚኒስተር፥ ዘፈር ንግዲ ካናዳን ኣፍሪካን ንምጥንኻር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ እተን ሚኒስትር ካብ 26…

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ዝምለሱሉ ኩነታት ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ዝምለሱሉ ኩነታት ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ። በሱዳን የኢፌዲሪ ባለሙሉ ስልጣን አምባሳደር ይበልጣል አዕምሮ በሱዳን የገዳሪፍ ግዛት የስደተኞች ጉዳይ ቢሮ ሀላፊ አልሀፊዝ መሃመድ እንዲሁም በገዳሪፍ የተባበሩት…

ጁንታ ህወሓት ሰነዳት ንምጥፋእን ተሃነፅቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብምልቃቕ ዝርፊያ ንኽፍፀምን ምግባሩ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ውሽጢ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ተሃነፅቲ ሕጊ ኣብ ከተማ መቐለ ኣኪቡ ብምልቃቕ ዝርፊያ ንኽፍፀምን ምግባሩ ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም። ብመንግስቲ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ፥…

ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶ/ር ፍፁም ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሓሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዑስማን ዲዩን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ኮሚሽንን ፕላንን ልምዓትን…