ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ንበዓል ጥምቀት ድሉው ንኽኸውን ንዝገበሮ ምትሕብባር ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣመስጊና
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ንመኽበሪ በዓል ጥምቀት ድሉው ንኽኸውን ንዝገበሮ ምትሕብባር ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣመስጊና።
ክክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ፓትሪያርክ ቤተ…