Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጀመረ ዘተ ንክቕፅል ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጀመረ ሰለስቲኣዊ ዘተ ንክቕፅል ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢኒርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ሚኒስትር ማይን መስኖን ሱዳን ፕሮፌሰር ያሲር…

ኳታራዊ በዓል ሃፍቲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ናይ 100 ሺሕ ዶላር ቦንድ ንኻልኣይ ግዘ ዓዲጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኳታራዊ በዓል ሃፍቲ ኣብደላህ ሳሌም ሱሌይቲን ብስም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ትካሎም ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ናይ 100 ሺሕ ዶላር ቦንድ ንኻልኣይ ግዘ ዓዲጎም። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ 2007 ዓ.ም ተመሳሳሊ መጠን ዘለዎ ቦንድ ብምዕዳግ ደገፎም…

ክታበት ሞዴርና ቫይረስኮሮና ኣብ ኣሜሪካ ኣፍልጦ ክረክብ ናብ ዘኽእሎ ብርኪ ይበፅሕ ምህላዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክታበት ፋይዘር ናብ ተግባር ድሕሪ ምእታው ኩባኒያ ኣሜሪካ ዘፍረዮ ክታበት ሞዴርና'ውን ፍቓድ ክረክብ እዩ ተባሂሉ ኣሎ። ሞዴርና 94 ሚኢታዊት ኮሮናቫይረስ ክከላኸል ከም ዝኽእል ዝተረጋገጸ ኮይኑ፡ እዚ ኣብ ቀረባ ናብ ተግባር ንክኣቱ ዕድል ዝህቦ…

ንሕቶታት ልምዓትን ፀጥታን  ነበርቲ ከተማ መቐለ ምላሽ ንምሃብ ፍሉይ ጠመተ ተገይሩ እናተሰርሐ ምዃኑ ግዚያዊ ምምሕዳር መቐለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ናይ ልምዓትን ፀጥታን ሕቶታት መልሲ ንምሃብ ፍሉይ ጠመተ ተገይሩ እናተሰርሐ ምኳኑ ግዚያዊ ምምሕዳር ከንቲባ መቐለ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ንትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ገሊፆም። ከንቲባ ከተማ መቐለ ዝኾኑ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሰ…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሓመድ ኣል ዶሳሪ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኳታርን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ከልቲኣዊ ርክብ ኢኮኖሚያዊ፣ ማህበራዊን ፖለቲካዊን ከምዘለወን እቶም ኣፈ…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ምህላዉ ተገሊፁ። ዕላማ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ምኽባር ሕጊን ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ ነቲ ክልል መሊስካ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕቲን ግደ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 867 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ጃንሜዳ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝምለስ ወ/ሮ ኣዳነች ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጃንሜዳ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝምለስ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መናእሰይ፣ ቤተሰብ ስፖርትን ኣርቲስታትን ብምዃን ኣብ ጃንሜዳ…

90 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)90 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እቶም 10 ህፃናት ከምዝኾኑ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ግሎባል ኣሊያንስ…

ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ጋዜጠኛን ዳዊት ከበደ ብዝተተርጠረሉ ገበን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ተኻቲዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ጋዜጠኛን ዳዊት ከበደ ባህታ ብዝተተርጠረሉ ገበን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ተኻቲዑ። መርማሪ ፖሊስ ቅድሚ ሕዚ ብዝተውሃቦ 13 መዓልቲ እዋን ምርመራ ኣብ ልዕሊ ተጠርጣሪ ዝገበሮ ምርመራ ንመጋባእያ ኣቕሪቡ። ዝተፈላለዩ ፅቡቕ…