Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ፖሊስ ፌደረራልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…

ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ዳግም ከምዘየንሳዕርር መልክዑ ክዛዘም ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀረ ለውጢ ኣብ ዝኾነ ጁንታ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ዳግም ከምዘየንሳዕርር ገይርካ ክዛዘም ከምዝግባእ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ኣብታ ከተማ ምስዝነብሩ ተወለድቲ ትጋራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝርከብ መእከቢ ኣዳራሽ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ብመሰረት ደምቢ ቁፅሪ ዓንቀፅ 92 ኣሰራርሓ…

በዓል መዓልቲ ፀረ-ፆታዊ መጥቃዕቲ (ፃዕዳ ሪባን) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 29 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 15 ግዘ ዝኽበር በዓል መዓልቲ ፀረ-ፆታዊ መጥቃዕቲ (ፃዕዳ ሪባን) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ምሸት ናብ ጊኒ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጊኒ ከተማ ኮናክሪ እንትበፅሓ ድማ ፕሬዚዳንት ጊኒ ኣልፋ ኮንዴ ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ዘቕነዓ፥ ኣብ በዓል ሽመት…

ዓለም ለኸ ትካላት ወለንታታት ብሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ኣብ ኩዲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉን ዝተጎድኡን ወገናት እናጣየሹ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ወለንታታት ብሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ኣብ ኩዲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉን ዝተጎድኡን ወገናት እናጣየሹ ይርከቡ። እቶም ትካላት ኣብ ጎንደር፣ ደባርቕን ዳባትን ምስ ዝርከብ ብሚኒስቴር ሰላም ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ዞባ መተከል ንኽድገም ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ንኽድገም ተሓቲቱ። ኣባላት ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂበን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተዛቲየን፡፡ እቲ ጁንታ ኣብ ዞባ…

ምቕያር ኖት ብር ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምቕያር ሓዱሽ ኖት ብር ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ። መንግስቲ 4 መስከረም 2013 ዓ.ም ነባር ኖታት ብር 10፣ 50ን 100 ዝትክኡ ሓደሽቲ ኖታትን ሓዱሽ ናይ 200 ኖት ብርን ዕላዊ ምግባሪ ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ብነባር ኖት ብር…

ጆ ባይደን ኣብ መረፃ ኣሜሪካ ተዓዋቲ ምዃኖም ብኮሌጅ ኤሌክቶራል ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጆ ባይደን ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ተዓዋቲ ምዃኖም ብኮሌጅ ኤሌክቶራል ብምርጋጊፁ ብዕሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ተሸይሞም። እቶም ተወከልቲ ግዝኣታት፥ ባይደን ናብ ቤትመንግስቲ ዋይት ሃውስ ክኣትዉ ዘኽእሎም መረጋገፂ ዝረኽቡሉን ካብ ህዝቢ…

ብሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ወይዘሮ ፊልሰን ዓብዱላሂ ዝተመርሐ ጉጅለ ናብ ጅግጅጋ ከተማ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ወይዘሮ ፊልሰን ዓብዱላሂ ዝተመርሐ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘካተተ ጉጅለ ናብ ጅግጅጋ ከተማ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣምባሳደራት ኖርዌይ፣ ፊንላንድ፣ ኣየርላንድ፣ ጃፓን፣ ቱርክን ስዊድንን ዘካተተ ኢዩ፡፡…