መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ – በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽር ሕጊ ስዒቡ ተዓፂዩ ዝነበረ ክልል ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 8 ጀሚሩ መስመር ኣገልግሎት በረራ ክፍቲ…