መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ኩለመዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኬንያን ማላዊን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ትማሊ ቀዳም 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም…