ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘህንፆ በዓል 12 ደብሪ ኩለ መዳያዊ ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 735 ካሬ ሜትር ንዘህንፆ በዓል 12 ደብሪ ኩለ መዳያዊ ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ
እቲ እምነ ኩርናዕ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤሊያስ ሽኩርን ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት…