ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓልቲ ቤት ኣንባሳደር ስዩም መስፍንን ወዶምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ በዓልቲ ቤት ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ወይዘሮ ፈለገህይወት በርሀን ወዶም ኣግኣዚ ስዩምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ክልቲኦም ተጠርጠርቲ ድሕሪ 30 መስከረም መንግስቲ የለን ብምባል፥ ካብ ጉጅለ ሓይሊታት ፀረ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ለውጢ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ሕርሻ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ጠቓሚ ከምዝኾነ ቀዋሚ ኮሚቴ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ፣ ሰበኽ ሳግምን ሓለዋ ከባቢ ብሚኒስቴር ሕርሻ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ለውጢ ኣመልኪቱ ምልከታ መስክ ገይሩ። ኣብ ምልከትኡ ድማ ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ቤት ዕዮ እቲ ሚኒስቴር ትኹረት ገይሪሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተቛረፀ ግልጋሎት ቴሌኮም ሙሉእ ብሙሉእ ንምጅማር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተቛረፀ ግልጋሎት ቴሌኮም ሙሉእ ብሙሉእ ንምጅማር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ ኣፍሊጠን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሪጂን ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብ መቐለን ሽረ ዘለዉ ዋና ጣቢያታት ዘለዎም መማረፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዝ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዘ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ሎሚ መኣልቲ ልዕሊ 12 ሺሕ ኩንታል ስርናይ ዝፀዓና 30 ተሸከርከርቲ ናብ ከተማ መቐለ ምእታወን እቲ ኮሚሽን ገሊፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝምለስ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓይሊ ሪጅን ሰሜን ኣፍሊጡ። ብፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ብከበድቲ መሳርሒታት ዝተወቕዑ ዓበይቲ መስመራት መተሓላለፍቲ ሓይሊ ፅገና ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፀብፃብ ናይ መስክ ምልከትኡ ዝምልከት መግለፂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብጉጅለ ጁታ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ኣመልኪቱ ዝገበሮ ምልከታ መስክ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ መርማሪ ቦርድ፥ ሓይሊ ዕጡቓት ህወሓት ትፍኣት ኣብ ዘብፀሐለን ዝተፈላለያ ከባቢታት ብምዝውዋር ምልከታ ገይሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ሓድነት ዓውደ ምርኢት ዓርዓር ነብሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መካነ እንስሳት ፓርክ ሓድነት ዓውደ ምርኢት ዓርዓር ነብሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ገይሩ። እተ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክፍቲ ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡ በፃሕቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ናብቲ ፓርኪ ብምምፃእ ነቶም ፅቡቓት እንስሳት ክዕዘቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ገበን ምፍፃሞም ዘመላኽቱ ሰፋሕቲ መረዳእታታትን ሰነዳታትን ስለዘለዉ 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ፍርዲ እኒ ብርጋዴር ጀነራል ገብረመድህን(ወዲ ነጮ) ሓዊሱ ሸውዓተ ላዕለዎት መኮንናት መርማሪ ፖሊስ ብዘካየዶ ምርመራ ገበን ምፍፃሞም ዘመላኽቱ ሰፋሕቲ መረዳእታታትን ሰነዳታትን ስለዘለዉ 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ። ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ ንኻልኣይ እዋን መረፃ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 1 ታሕሳስ፤ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ ኣብ ጋና ዝተኻየደ መረፃ ንኻልኣይ ግዘ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ወዲ 76 ዓመት ፕሬዚዳንት፥ 51 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ከምዝሰዓሩ ተገሊፁ። ተናሓናሓዮምን መራሒ ተቓዋሚ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥዕና መናእሰይን ሰገናትን ትኹረት ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጥዕና መናእሰይን ሰገናትን ትኹረት ተዋሂቡ ምስራሕ ከምዝግባእን ዝምልከቶም ኣካላት ግደኦም ክዋፅኡ ከምዘለዎምን ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ ትራንስፎርሜሽን ትልሚ ጥዕና ሓሙሽተ ዓመት ብዙሕ ዘተ ከምዝተገበረሉን ጥዕና…