ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ካብ ሃገር ዝወፅኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተሓብኡን ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምላስ ከምዝተዳለወ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፤ 1 ታሕሳስ ፤2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ካብ ሃገር ዝወፅኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተሓብኡን ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምላስ ከምዝተዳለወ ገሊፁ።
እቲ ትካል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝሓበሮ፥ ብዋንኡ ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምምላስ ዘኽእል ስርዓት…