ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንስደተኛታት ዝረድእ “ስንቂ ጉዕዞ” ዝተብሃለ መተግበሪ ሞባይል ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውይን ስደተኛታት ኩለመዳይ ሓበሬታ ዘቕርብ “ስንቂ ጉዕዞ” ዝተብሃለ መተግበሪ ሞባይል ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ተዳሊዩ ዕላዊ ዝተገበረ መተግበሪ ንስደተኛታት ዝተማልአ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 33 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 33 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተትሓዙ ኢየም ተባሂሉ። ክብ ሞንጎ እዚኣቶም ብር 31 ሚሊየን 253 ሺሕን 301 ዝግመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። ትካል ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ክሊ እዋናዊን መፃኢ ጉዳይን ትግራይ ኣብ ክልል ትገራይ ምስ ዝንቀሳቐሱ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ስሺክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጁባ ምስ ኣመራርሓ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባ ኢትዮጵያውያን ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ጁባ ምስ ኣመራርሓ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባ ኢትዮጵያውያን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ዘተ ተኻይዱ። ምስ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ማሕበር ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ፣ ማሕበራት ሓገዝ፣ ቤት ምኽሪ ህዳሰ፣ ኮሚኒቲ ቢዚነስን ማሕበራት ሆቴልን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ፎረም ዲጂታል ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያይ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ዲጂታል ጥዕና ትሳተፍ ኣላ። እቲ መድረኽ “ግልጋሎት ዲጂታል ጥዕና ንኹሉ ብምብፃሕ ማሕበረሰብ ዲጂታል ጥዕና ንምህናፅን ቅልጡፍ መፍትሒ ግልጋሎት ጥዕናብመሃብ ዝኾነ ይኹን ንደሓር ከይተርፍ ምግባር” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀዳማይ ሚነስትር ደመቀ መኮንን ንኣማባሳደራት ዝተፋላለያ ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚነስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ንኣማባሳደራት ዝተፋላለያ ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም። እቶም ሚኒስትር ንኣምባሳደራት ጂቡቲ፣ ኤርትራ፣ ኬንያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፀሊም ኣሜሪካዊ ጀነራል ልሎይድ ኦስቲን ሚኒስትር ምክልኻል እታ ሃገር ንክኾኑ ተሓፂዮም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይድን ጥሮታ ወፂኦም ንዝነበሩ ጀነራል ልሎይድ ኦስቲን ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ንክኾኑ ከምዝመረፅዎም ተገሊፁ። ወዲ 67 ዓመት ጀነራል ኦስቲን ንቤት ፅሕፈት ምክልኻል ኣሜሪካ (ፔንታጎን) ንኸመሓድሩ ዝተመረፁ ቀዳማይ ፀሊም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራሕ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ 23 ፀረ-ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ወሲዱ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ 23 ፀረ-ሰላም ሓሊታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮማንድ ፖስት እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ኮማንድ ፖስት ኮሎኔል ኣያሌው በየነ፥ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዳጉር ፍሉይ ሽሙ ቁፅሪ ሰለስተ ተባሂሉ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 440 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 203 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 440 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 972 ሰባት ካብቲ ሕማም ዝሓሾም እንትኾኑ፥ ኣብዚ…