Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን እዋናዊ ኩነታት ዝምልከት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ጂዳ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። እቲ ዑደት፥ ጉዳይ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብቐረባ ንምርኣይን ፀገማት እቶም ማሕበረሰባት…

ኣብ ህንዲ ብዘይተፈለጠ ሕማም ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ናብ ሆስፒታል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ እንታይነቱ ብዘይተፈለጠ ሕማም ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ናብ ሆስፒታል ምእታዎም ተገሊፁ። ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ኣንድራ ፕራዴሽ ዝነብሩ ሰባት፥ እንታይነቱ ብዘይተፈለጠ ሕማም እንተነኣሰ ሕደሰብ ህይወቱ ከምዝሓለፈን 227 ሰባት ድማ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 5ይ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ ገፅ ንገፅ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 5ይ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ትምህርቲ ገፅ ንገፅ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕደርን ኣብ…

ብኣሳናዳእነት ቤት ምኽሪ መተግበሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንስድራቤት ሰራዊት ምክልኻልን ኣብቲ ከይዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናትን ንምሕጋዝ ዙም ጉባኤ መተኣኻኸቢ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣሳናዳእነትቤት ምኽሪ መተግበሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንስድራቤት ሰራዊት ምክልኻልን ኣብቲ ከይዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናትን ንምሕጋዝ ዙም ጉባኤ መተኣኻኸቢ እቶት ተሳሊጡ። ኣብቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ምድላው ናይ ክብሪ ጋሻ ኮይነን ዝተረኸባ ሚኒስት…

ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሹዱሽተ ዝርከብ ዓቃቢ ሰላም 5ይ ሞተራይዝድ ሻለቃ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ከይፍኑ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሹዱሽተ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም 5ይ ሞተራይዝድ ሻለቃ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ከይፍኑ ዘኽእል ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ኮለኔል ኣሰፋ መኮንን ኣብ ጉዳይ ፀፅታ እቲ ከባቢ ምስ ኣባላት ሻለቃ ዘቲዩ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 379 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 113 ሺሕን 295…

ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ሚነስትር ዲኤታ ኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር…

ኣብ ከተማ ሽረእንዳስላሰ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጉጅለታት ሚኒስትር ሰላምን ኣባላት ሰብኣዊ ሓገዝን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ከተማ ሽረእንዳስላሰ ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጉጅለታት ሚኒስትር ሰላምን ኣባላት ሰብኣዊ ሓገዝን ገሊፆም። ካብ ሞንጎ ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ሰላም ሓደ ዝኾነ ትካል ኮሚሽን ምክልኻል ስግኣት…

ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ፅገና ይግበረሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ፅገና ይግበረሉ ኣሎ። ብጁንታ ጉጅለ ህወሓት ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ቅልጡፍ ፅገና…

ስፖርት ንሓድነትን ሰላምን መፍትሒ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፖርት ንሓድነትን ሰላምን መፍትሒ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ እናሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ…