ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢ ቦርድ መልቲቾይስ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢ ቦርድ መልቲቾይስ ኢምቲያዝ ፓቴል ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ ዓውዲ ንዝተዋፈሩ ትካላት ብመንፅር ናይ ሓባር ክብሪታት ምፍላጥ ዘለዎም ግደ ብዝምልከት መብርሂ ሂበን። ብተወሳኺ ካልኦት ትካላት መፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ክልል ዓፋር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ክልል ዓፋር ይኽበር ኣሎ። ኣብ ከተማ ሰማራ ኣብ ዝኽበር ዘሎ እቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሰብ መዚን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ክልል ይሳተፉ ምህላዎም ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ዓፋር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ህዝቢ ትግራይ ንጁንታ ህወሓት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትሒዙ እዩ ዝፈንፈኖ” ዋና ፀሓፊ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣይተ ጊደና መድህን Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ህዝቢ ትግራይ ንጁንታ ህወሓት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትሒዙ እዩ ዝፈንፈኖ ከብሉ ዋና ፀሓፊ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣይተ ጊደና መድህን ገሊፆም። ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ብስሙ ይንግድ ምህላው ተረዲእዎ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትሒዙ ከምዝተፍኦም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዜጋታት ኣሜሪካ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣገዲድካ ክወስዱ ከምዘይግበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣመሪካውያን ክታበት ቫይረስኮሮና ንክወስዱ ኣይግደዱን ኢሎም። ማእከል ምቁፅፅር ሕማማት (ሲዲሲ) ድማ ንፈለማ እዋን ኣሜሪካውያን ካብ ናይ ባዕሎም ገዛ ወፃእ ኣብ ውሽጢ ኮይኖም’ውን “መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን…
ዝንቕ ፋና ናሳ፥ ካብ ወርሒ እምኒ ንዘምጽኣሉ ኩባንያ 1 ዶላር ክኸፍል’ዩ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሳ ካብ ወርሒ እምኒ ንዘምፅኣሉ ኩባንያ 1 ዶላር ክኸፍል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቅድም ኢሉ፡ ካብ ወርሒ ቅምሶ ሓመድን እምንን ንዘምጽኣለይ ኩባንያ ብርኩት ገንዘብ ክኸፍል'ዩ ኢሉ ስለ ዝነበረ፡ ብዙሓት ዓበይቲ ኩባንያታት ተወዳዲሮም ነይሮም። ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፔ ኮፎድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፔ ኮፎድ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ብስልኪ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣይተ ደመቀ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝውሰድ ዘሎ ምኽባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ንሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ሃገራት እቲ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ… Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ንሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ሃገራት እቲ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም። ኣምባሳደር ድሪባ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን፣ ኖርዌይን ዴንማርክን መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ። እቶም ሰብ ሞያ ህንፀት ፓርክ ኣንድነት መካነ እንስሰሳት ብምቁፅፅር፣ እንስሳት ናብቲ መካነ እንስሳት ክኣትዉ ብምግባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ። እቲ ጁንታ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 512 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 673 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 512 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 112 ሺሕን 91…