ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 512 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 512 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ተወካሊ ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑስማን ዲዮንን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስ ዘይሕጋዊ ተግባር ፈፂሙ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ሃገራዊ ለውጢ ቅድሚ ምምፅኡን ድሕሪኡን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስ ክልላዊ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ ተግባራት ምፍፃሙ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርክ ሎውኩክ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ኣብ ዝኾነሉ ኣግባብ ዘድሃበ ከምዝነበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ባይደን ፅዕንቶ ንምሕዳር ትፅዕር ኣላ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኣብ ቀረባ እዋን ስልጣን ኣብ ልዕሊ ዝዝርከቡ ጉጅለ ባይደን ፅዕንቶ ንምሕዳር ዕሪ እናገበረት ከምዝኾነት ሰብ መዚ ድሕንነት ኣሜሪካ ኣፍሊጦም። ኣብታ ሃገር መሳርሕቲ ትካል ብሄራዊ ድሕንነት ዝኾና ዊሊያም ኢቫኒና ከምዝገለፀኦ፥ ቻይና ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ሂሩት ካሳው ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትራት ኣብ ዘተአን ኢትዮጵያን እስራኤልን ዘለወን ጥቡቕ ምትእስሳርን ንዘበናት ዝፀንሐ ታሪኽን ከምዘመዝገባ ፀሪሐን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን ንምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ትሕቲ ሰሃራ ገለፃ ገይረናለን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናሲሴ ጫሊ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን ንምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ትሕቲ ሰሃራ ማላ ካሃና ካናዳ ገለፃ ገይረን። እተን ኣምባሳደር ኣብ እዋን ገለፀአን፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢዩ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናሳለጠ ዝርከብ፡፡ ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ 6ይ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሚኒስትር ታማኖ ሺታ ናብ ኢትዮጵያ ምምፀአን ሓጎስ ከምዝተሰመዐን ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዘነቡ ታደሰ ምስ ፕሬዚዳንት ሴኔት ጣሊያን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዘነቡ ታደሰ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልተኣዊ ጉዳያትን ኣድሂበን ምስ ፕሬዚዳንት ሴኔት ጣሊያን ማሪያ ኤሊዛቤታ ካሴላቲ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ዘነቡ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብቲ…