ኣምባሳደር መርዋን በድሪ ኣብ ክሊ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ናይ ሱዳንን ፓላንድን መዘናታቶም ኣብ ካይሮ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ሓላፊ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ኣምባሳደር መርዋን በድሪ ኣብ ክሊ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ናይ ሱዳንን ፓላንድን መዘነታቶም ኣብ ካይሮ ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሕጊ ናይ…