Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 604 ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትተሓዙ 1 ሺሕን 65 ሰባት ድማ ካብቲ ቫይረስ ድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 466 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 604 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብሓፈሻ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ በዝሒ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም ሰባት 109…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብግብረ ራዕዲ ንኽረጁ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ፍሉይ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተሳለጠ ዝርከብ ካልኣይ ፍሉይ ኣኼባ፥ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ከተማ ሑመራ ክልተ ሻንጣ ሙሉእ ብር ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሑመራ ክልተ ሻንጣ ሙሉእ ብር ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሎም። መሳርሕቲ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ምዕራብ ጎንደርን መኽበሪ ሰላም ከተማ ሑመራን ዋና ሳጅን እሸቴ፥ ክልተ ውልቀ ሰባት ክልተ ሻንታ ሙሉእ…

መቐለ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊረት ምክልኻል ምስ ወዓለት ነባሪ እታ ከተማ ነቲ ሰራዊት ልዑል ምትሕብባር ይገብር ኣሎ- ቢል ለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐለ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊረት ምክልኻል ሃገር ምስ ወዓለት ነበርቲ እታ ከተማ ነቲ ሰራዊት ልዑል ምትሕብባር እናገብሩሉ  ከምዝኾነ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢል ለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ምስ ስካይ ኒውስ…

ጅቡቲ ንሓድነትን ሰላምን ኢትዮጵያ ሓገዝ ክትገብር ኢያ – ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ጅቡቲ ዝኣተዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኦማር ጊሌህ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ጅቡቲ ካብ ኩለን ሃገራት ኣቐዲማ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…

ኣብ 2012 ዓ.ም ተመረቕቲ ዝነበሩ ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ፃውዒት ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ትምህርቲን ስልጠናን ገፅ ንገፅ ኮቪድ-19 እናተኸላኽልካ ዝሳለጠሉ እዋን ምብፅሑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ድሕሪ ቀረባ ዓታታት…

እንተተማሪኽና እውን ብጁንታ ህወሓት ዘይኮነስ ብኢትዮጵያውያንን ኢትዮጵያዊነትን ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዛዚሙ ንህዝቢ ናብ ምርግጋእን ናብ መንበሪኡ ምምላስን ከምዝጀመረ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም። ኣዛዚ ግምባር ራያ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ፥ ብዛዕባ ወፍሪ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዘዓተሮ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዘዓተሮ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ “ሰንደቕ ሃገርን ደጀን ህዝቢን ዝኾነ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ዝተሰመና…

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሓ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኦማር ጊሌህን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚን ኣቀባብላ ገይሮምለን። ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ኣብ…

ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፅዮን ተክሉ ኣቀባብላ ገይረናለን። ሚኒስትር…