ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብቤት ፅሕፈት ብልፅግና ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20ሕዳር፣ 2013ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብቤት ፅሕፈት ብልፅግና ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ናይ መወዳእታ ልእኽቶ ሳልሳይን ዙር ምኽባር ሕጊ ህልውና ህዝቢ ንብረት ንምድሓን ዝተውሃቦ ዓብይ ጠመተ ብዘሳኽዐ መልክዑ ብዓዎት ምውድኡን ጁንታ ህወሓት ናይ መወዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ይግበኦም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ከምግበኦም ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ዝተመዝገበ ዓወት ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን። “ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳርን ምክትል ርእሳነ ምምሕዳራትን ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ንመላእ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ እቲ ጁንታ ብምስዓሩ ህዝቢ ሓጎሱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነይ መወዳእታ ምሽግ ጁንታ ህወሓት ዝኾነት ከተማ መቐለ ምቁፅፃሩ ስዒቡ ሓጎሶም ገሊፆም። ነበርቲ ከተማታት ባህር ዳር፣ ጎንደር፣ ደብረ ታቦር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ኮሶበር፣ ወረታ፣ ኣዲስ ዘመን፣ ዳንሻ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራፍ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ ኣብ ዝቕፅል እዋን ዓቢዪ ስራሕ ከምዝፅበየና ከይንርስዕ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እናኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። “ሰራዊት ምክልኻ ሃገር ልዑል መስዋእትነት ከፊሉ ንዘጎናፀፈና ክብሪ መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለና ደስ በለኩም” ኢለን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኣንፀባራቒ ዓወት ብምምዝጋቡ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገለፁ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣንፀባራቒ ዓወት ብምምዝጋቡ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገለፁ። “መላአእ ህዝቢ ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ በለኩም” ክብል እውን ገሊፁ። እቲ ባይቶ፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጠጠው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመን ደው ከምዝበለን ኣፍሊጦም። ቀፃሊ ትኹረትና ነቲ ክልል መሊስካ ምህናፅን ሰብኣዊ ደገፋት ምብፃሕን ከምዝኾነ እዉን ገሊፆም። ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ። ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁፅፃሩ ገሊፆም። መከላኸሊ ሰራዊት ብዘካየዶ ዘመቻ ንፁሃት ዜጋታት ዒላማ ከይኮኑ፣ ከተማን ቅርስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንድን ባንግላዴሽን ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዛዕባ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ መብርሂ ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንድን ባንግላዴሽን ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዛዕባ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ መብርሂ ከምዝተውሃቦም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ገሊፀን። ጉጅለ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልል ዝወሃብ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ከመዝወሃብ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ካብ መዋእለ ህፃናት ወፃእ ዘሎ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ…