ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዘይሕጋዊ ዝኾኑ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ እዩ-ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዘይሕጋዊ ዝኾኑ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ እዩ ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ ገሊፆም።
መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ…