መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ምዃኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ምሁራን ንኮሚቴ ሽልማት ናቤል ሰላም ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ምዃኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ 28 ኢትዮጵያውያን ምሁራን ንኮሚቴ ሽልማት ናቤል ሰላም ኣፍሊጦም።
እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፅንፈኛ ጉጅለ…