ነበርቲን ምምሕዳር ከተማን ከተማ ሃዋሳ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 11 ሚሊየን ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲን ምምሕዳር ከተማን ከተማ ሃዋሳ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብር 11 ሚሊየን 19 ሓገዝ ገይሮም።
ካብ ገንዘባዊ ሓገዝ ብተወሳኺ 41 ሰንጋታት ነቲ ሰራዊት ኣበርኪቶም።
ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ፣ ሰብ ሃፍቲን ነበርቲ እታ ከተማን ብጥረ…