Fana: At a Speed of Life!

ትእዛዝ መትሐዚ ዝወፅአሎሙ ኣመራርሓታት እቲ ጉጅለ ኢድ ንኽህቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትእዛዝ መትሐዚ ዝወፅአሎሙ ኣመራርሓታት ጉጅለ ካብ ተግባሮም ተቖጢቦም ብሰላም ኢዶም ክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ። ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣብ ማይ ካድራን ካልኦት ክፋላት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰባት ኣብ መንነት ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ምፍፃሞም እናተፀብፀበ…

ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፅዩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፅዩሎም። ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት 2 ሚሊየን ብር ተበርኪቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት 2 ሚሊየን ብር ተበርኪቱሉ። እቲ ጋንታ ትማሊ ምስ ኒጀር ኣብ ዘካየዶ ፀወታ 3 ን0 ምዕዋቱ ስዒቡ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ምስ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብሓባር ብምዃን እቲ ሽልማት ምብርካቶም…

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝወሃብ ዘሎ ደገፍን ክብሪን እቲ ወፍሪ ብህፁፅ ንምዝዛም ዘኽእል ጉልበት ኢዩ- ምድብ ምብራቕ ሓይሊ ኣየር

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መላእ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝህቦ ዘሎ ደገፍን ክብሪን ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ይካየድ ንዘሎ ወፍሪ ብህፁፅን ብዓወትን ንምዝዛም ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ ምድብ ምብራቕ ሓይሊ ኣየር ኮሎኔል ኣበበ ለገሰ ኣፍሊጦም። ኣብ ምምሕዳር…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሼኬዲ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ምስ እቶም…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ምስ ተወከልቲ ስቪክ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ምስ ተወከልቲ ስቪክ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ሆቴል ኢሊሌ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ኣቐባሊ ቃል ፍሰት ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን…

ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ 142 ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ 142 ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣራርሳ መርዳሳ ኣፍሊጦም። ፍሉይ ሓይሊ ኦሮሚያ ብዝወሰዶ ስጉምቲ 48 ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ እንትኾኑ፥ ናብ ሕብረተሰብ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ንጥፍኣት እንትዳለዉ ዝነበሩ 17 ተጠርጠርቲ ምስ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናትን ካልኦት ናውቲን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ወረዳ ሃኪም ንጥፍኣት እንትዳለዉ ዝነበሩ 17 ተጠርጠርቲ ምስ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናትን ካልኦት ናውቲን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ምክትል ኣዛዚ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮማንደር ናስር ከዲር…

ኣብ ክልል ትግራይ ንመርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእሉ ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንመርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእሉ ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 93 ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ካብ ሓደጋ ንምክልኻል ክበሃል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል “ደምና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርና” ብዝብል ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዘሎዉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጅነር ኣይሻ መሓመድ…