Fana: At a Speed of Life!

መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ንከይፍፀሙ ልዑል ክትትልን ቁፅፅርን ይገብር ኣለኹ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣብ ክልል ትግራይን ጎረባብቲ ከባቢታትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ንከይፍፀሙ ልዑል ክትትልን ቁፅፅርን ይገብር ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ምእዋጁ ስዒቡ መርማሪ ቦርድ ምጥያሹ ይዝከር።…

ጀርመን ንሆስፒታል ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ጦር ሃይሎች 1 ሚሊየን ዩሮ ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲጀርመን ንሆስፒታል ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ጦር ሃይሎች 1 ሚሊየን ዩሮ ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። ሓላፊ መምርሒ ቀረብ ኣፋውስ ሕክምናን መሳርሒታትን ብርጋዴር ጄኔራል ይልማ መካንቴ፥ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ንኣወሃህባ ግልጋሎት እቲ…

ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክንብል ኢና” ብዝብል ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዋ ድጋፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክንብል ኢና” ብዝብል ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዋ ድጋፍ ገሊፃ። “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክንብል ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተመሓላለፈ ፃውዒት ብምቕባል ላዕለዋይ…

መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!”  ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ሰላም፥ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፋሪያት ካሚልን ካልኦት ሰራሕተኛታትን ኣብ…

ጉጅለ ህወሓት ንዝሰርሖ ግፍዒ ናይ ኢዱ ክረከብ ኣለዎ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት  ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ጉጅለ ህወሓት…

መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ሰብ ሞያታት ኪነጥ በብ “ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ” ብዝብል ዘቕረቡዎ ፃውዒት ምላሽ ንመሃብ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ…

ባንኪ ኣካውንት 34 ትካላት ፋይናንስ ህወሓት ከምዝኣገደ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ኣካውንት 34 ትካላት ፋይናንስ ህወሓት ከምዝኣገደ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሱር ኮንስትራክሽን ፣ ጉና ስራሕቲ ንግዲ፣ ትራንስ ኢትዮጵያ፣ መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጅነሪንግ ፣ ማሕበር መመላለሲ ህዝቢ ሰላም፣ ሜጋ ማተሚያ፣ ኢፈርት…

“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር…

መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይሳለጥ ኣሎ። ዋና መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሰዓት 5፡30 ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ን2 ደቒቕ ዝካየድ እንትኸውን፥ ቅድሚኡ ድማ ዝተፈላለዩ መደባት እናተኻየዱ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ድጋፍ ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ድጋፍ ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ፥ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምትኳር ዘተ ከምዝግበር ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል…