መስዋእትነት ሰራዊት ንሓድነት ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክብል ኢየ – ኣይተ ሃይለማርያም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር እናርአዮ ናብ ዘሎ ክብሪን ሓገዝን ተፀምቢሮም።
እቶም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ንኽብሪ ሃገር ጠጠው ምስ ዝበለ ሰራዊት…