Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ወደባት ኣፍሪካ ኣብ ጅቡቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ወደባት ኣፍሪካ ኣብ ጅቡቲ ተሳሊጡ። እቲ ፎረም ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ርክብን ምትህብባርን ብምድንፋዕ ኣብ እዋን ኮቪድ ዝነበረ ምዝሕሓል ኢኮኖሚያዊ ንግዲ ሃገራት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዲኤታ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲዮም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ሃገራት ምብራቕ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ክሕደት ሃገር ዝፈፀመን ተኸታታሊ ጥሕሰት ሕገመንግስቲ…

ሃገር ንዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ንዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማታት ጋምቤላ፣ ቡሌ ሆራ፣ ሆሳእና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘኹንኑ ሰልፊታት…

ሃገራት ፓስፊክ እስያ ዝዓበየ ሕብረት ንግዲ ኣጣይሸን

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሲሶ ቁጠባዊ ሃፍቲ ዓለም ዝሓዘሃ 15 ሃገራት ዝሓቖፈ ሕብረት ንግዲ ፓስፊክ እስያ ከምዘጣየሻ ዕላዊ ገይረን። እቲ ስምምዕነት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ቁጠባዊ ሃፍተን ንዝተጎድኣ ሃገራት ፅቡቕ ኣጋጣሚ ሒዙ ክመፅእ ዝኽእል ኢዩ ታሂሉ፡፡…

ሽግ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ድሬዳዋ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መግለፂ መበል 15 በዓል ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ዝኾነት ሽግ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ድሬዳዋ በፂሓ። ኣብ ክልል ሃረሪ ዝፀንሐት እታ ህብረ ብሄራዊት ሽግ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣቲያ ኣላ። እታ ሽግ፥ ኣፈ ጉባኤ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ካብ ሸራተን ናብ ኣምባሳደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጫፍ ዝርከብ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካፌ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡ ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን…

ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ንምድጋፍ ከምዝተዳለዉ ነበርቲ ክልል ጋምቤላ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ በቢብርኩ ዝርከቡ ውዳበታት ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ዘካየዱዎ ዘተ በዓል ሽዱሽተ ነጥቢ ቅዋም መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ተዛዚሙ። ኣብ መጠቓለሊ እቲ ዘተ ዝተረኸቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተ ሰብ፥…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ካብ ሸራተን ናብ ኣምባሳደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጫፍ ዝርከብ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካፌ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡ ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ…

ካብ ትካላት ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 48 ሰብ ሞያታት ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ሕጊ ንምኽባር እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ንምሕጋዝ ናብቲ ቦታ ክኸዱ…

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ትካላት ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 48 ሰብ ሞያታት ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ሕጊ ንምኽባር እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ንምሕጋዝ ናብቲ ቦታ ክኸዱ ኢዮም። ኣብዚ ሕዚ እዋን እቶም ብኽልተ ኣንፈታት ናብቲ ቦታ ዘቕንዑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ስነ…