ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ህወሓት ኣብ ዘተ ሽምግልና ክሳተፉ ኢዮም ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ህወሓት ኣብ ዘተ ሽምግልና ክሳተፉ ኢዮም ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተን ብግብረ ሓይሊ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ዘይተረጋገፀን ከምዝኾነ ተገሊፁ።
መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር…