ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜንዝፈፀሞ ተግባር ከምዝኹንኑ ነበርቲ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝገመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ልኡኽቶ ህላወን ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል እውን ብሰላማዊ ሰልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽብር ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት ዝሃቦ ኣገልግሎት ሚዲያ፣ ዘመዝገቦ እወንታዊ ውፅኢትን ኣብ ዝቕፅል ራእይ ብምትኳር እቲ በዓል ምስ ዓማዊሉ ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥበብ ንኽብሪ ሃገር ዝተሰነየ ግብሪ ሓይሊ ተጣይሹ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ሓይሊ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ጥበብ ንኽብሪ ሃገር ዝተብሃለ ግብሪ ሓይሊ ብምጥያሽ ስራሕ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥ ብጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፀሖ መፅቃዕቲ ከምዝኾነኖ ሎሚ መዓልቲ ብ ዘሃቦ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ። እቲ ዘተ ኣብዛ ሃገር ብዛዕባ ዘሎ ህሉዊ ኩነታት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ሃረማያ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት “ ከሓዲ ጉጅለ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ፀላእትና ኢዮም”፣ ሃገራዊ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ ህዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ከምዝበለ ዘርእይ ደገፍ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ዞን ይካየድ ኣሎ። እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕወሓት ድንጋገታት ዓለም ለኻዊ መሰል ህፃናት ይጥሕስ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕወሓት ድንጋገታት ዓለም ለኻዊ መሰል ህፃናት ብምጥሓስ ህፃናት እንተይተረፉ ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ብምግባር ናብ ሓዊ እናእተወ ከምዝኾነ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ነዚ እውን ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ይህቡ ካብ ዘለዉ ምዕዛብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ልዕሊ 550 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ልዕሊ 550 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሮም። ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንምምካትን ሕጊ ንምኽባርን ዝተጀመረ ወፍሪ ከምዝድግፉ እውን እቶም ነበርቲ ኣረጋጊፆም። ደጀን ሃገርን መላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንጉሠ ነገሥታዊ መንግስቲ ሞሮኮ ንዝሃ አላውዊ ሚሃምዲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 509 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 532 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 509 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 101…