ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀጠና ምዕራብ ክልል ትግራይ ነፃ ከምዝወፅአ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀጠና ምዕራብ ክልል ትግራይ ነፃ ከምዝወፅአ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ኣብቲ ቀጠና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሰብኣዊ ሓገዝ ይህብ ምህላዉ ብምግላፅ፥ ነፃ…