ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ ህወሓት መናእሰይ መፈፀምቲ እኩይ ዕላማ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ካብ ምዃን ክቑጠቡ ኣገንዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊን መናእሰይን ትግራይ መፈፀምቲ እኩይ ዕላማ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ካብ ምዃን ክቑጠቡ ከምዝግባእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ ህወሓት ገሊፆም።
ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ሰራዊት ምክልኻል እዚ…