ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ተቐባልነት ዘይብሉን ክሕደት ሃገርን ኢዩ – ኣመራርሓታት ፓርቲ ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ተቐባልነት ዘይብሉን ክሕደት ሃገርን ከምዝኾነ ኣመራርሓታት ፓርቲ ፖለቲካ ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖርት ፃንሒት ዝገበሩ ኣመራርሓታት ፖለቲካ ከምዝበሉዎ፥ እቲ…