ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘብፅሖ ጉድኣት ብዝምልከት ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ሶማሌ ወረዳ ኣውባሬ ዘብፅሖ ጉድኣት ብዝምልከት ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም።
እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ዕፋን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ኣብ…