ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሮጀክት ህንፀት መንገዲ ኮንክሪት ኣስፋልት ሃይቅ- ቢስቲማ – ጭፍራ ብዕሊ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ህንፀት መንገዲ ኮንክሪት ኣስፋልት ሃይቅ- ቢስቲማ - ጭፍራ ብዕሊ ኣጀሚሮም።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዘጀመሩዎ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ፥ 74 ነጥቢ 3 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ኣለዎ።
ልዕሊ ብር 2…