Fana: At a Speed of Life!

መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ተመረቕቲ ተምሃሮ ዝቕበላሉ መርሃግብሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ንኽቕፅል ብመሰረት ዝተወሰነ ውሳነ መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ቀዳማይ ዙር ተመረቕቲ ተምሃሮ ዝቕበላሉ መርሃ ግብሪ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፡- 23ን 24ን ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ…

ካፒቴን ቃልኪዳን ግርማ መዓርግ ዋና ኣብራሪት ኤርባስ ኤ-350 ብምርካብ ፈላመይቲ እትዮጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካፒቴን ቃልኪዳን ግርማ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓርግ ዋና ኣብራሪት ኤርባስ ኤ-350 ብምርካብ ፈላመይቲ እትዮጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ኮይና። እቲ መገዲ ኣየር፥ ካፒቴን ቃልኪዳን ንዝበፅሐቶ ብርኪ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣሐጎሰኪ ኣመሓላሊፉ።…

ወ/ሮ ፅዮን ተኩሉ ምስ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓሚረታታ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ወይዘሮ ፅዮን ተኩሉ ምስ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓሚረታታ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሙሓመድ ሳሌም ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት…

ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ፒተር ዶይል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ፒተር ዶይል ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ኣብ ትልሚ ምዕባለኣ ትኹረት ካብ ዝገበረትሎም ዓውዲታት ሓደ ልምዓት መዓድን ከምዝኾነ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ተዛሪቦም።…

ኣብ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘይርከቡ ተወከልቲ ክልል ትግራይ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከመዝውሰድ ኣፈጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘይርከቡ ተወከልቲ ክልል ትግራይ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከመዝውሰድ ኣፈጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ካብ ክልል ትግራይ ዝተወከሉ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብር 55 ቢሊየን ልቓሕ ተዋሂቡ – ብሄራዊ ባንኪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብር 55 ቢሊየን ልቓሕ ከምዝተውሃበ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ካብ ዝተውሃበ ልቓሕ፥ እቲ 85 ሚኢታዊ ንዘፈር ውለቀ ዝተውሃበ ከምዝኾነ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ…

134 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)134 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ቤሩት ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ኣብ ሚኒስትቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ወይዘሮ ኣልማዝ ገበያውን ዝምልከቶም…

ኣኼባ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣኼባ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝተረኸበ ኣታዊ፣ ዝቕባበ ዋጋን ተተሓሓዝቲ ስጉምቲታትን፣ ናይ መንግስቲ ኣታዊን ኩነታት ክንውን ስራሕን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ወኪላት ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መቐመጢኦምኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሩ ወኪላት ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዑደት በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ከምዘዳለዉዎ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት…

ዘተ ኢንቨስትመንት ኢትዮ ኣሜሪካ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘተ ኢንቨስትመንት ኢትዮ ኣሜሪካ ብኣሳናዳኢነት ቤት ምኽሪ ኮርፖሬት ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ተሳሊጡ። እቲ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ ዘተ፥ ኣብ ዓበይቲ ኮርፖሬሽናትን ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንዱስትሪን ዝተዋፈሩ ኣባላት ዳያስፖራን ሓዊሱ ልዕሊ 300 ሰባት…