ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ኣከባብራ መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣብ ኣከባብራ መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣከባብራ እቲ በዓል ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተዛተየ ከምዝኾነ ተሓቢሩ ኣሎ።…