ስፓርት
ፋሲል ከነማ ንቡማሙሩ 3 ን 0 ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ማጣሪያ ምስ ቡሩንዲያዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 3 ን ዐ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ኣነብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ኣለም ብርሃን ይግዛው፣ ፈቃዱ ኣለሙን ታፈሰ ሰለሞንን ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን።
ናይ መልሲ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት 6 መስከረም 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
Read More...
ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 300 ሺኸሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ካብ ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ 300 ሺኸሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱላ።
ጋንታ ስፖርት ኢትዮ ኤሌክትሪክ÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ስፖርተኛታት መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ።
ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት፥ ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ስፖርተኛታት…
ዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ሓዱሽ ዓመት ህያብ ኢዩ – ኣይተ ኢሳያስ ጅራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ተዓዊታ ናብ ውድድር ፅዋዕ ቻን ምሕላፋ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ሓዱሽ ዓመት ህያብ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ገሊፆም።
ንሃገራዊት ሩዋንዳ ብምስዓር ኣብ ታሪኻ ንሳልሳይ ግዘ ናብ ውድድር ቻን ዝሓለፈት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ÷ ትማሊ ለይቲ ኣዲስ ኣበባ እንትትኣቱ…
ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ትሕቲ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሳለጡ ናይ ሊግ ውድድራት እዋን ዝውውር ዝኽፈተሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ብመሰረት እዚ ፕሪሜርሊግ ደቂ ኣንስትዮን ላዕለዋይ ሊግ ደቂ ኣንስትዮን 2015 ዓ.ም፣…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ናይ ካፍ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ።
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝቕፅል ሰንበት ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ናይ መልሲ ግጥማ ክተካይድ ኢያ፡፡
እታ ሃገራዊት ጋንታ ዓወት እንተቐኒዑዋ ኣብ ኣልጀሪያ ዝዳሎ ውድድር ቻን ምሕላፋ…
ዳይና ሊዲያ ታፈሰ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 17 ዓመት ፃውዒት ቀሪቡላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይና ሊዲያ ታፈሰ ብኣሰናዳእነት ህንዲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 17 ዓመት ንኽተገልግል ብፊፋ ፃውዒት ቀሪቡላ።
ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 17 ዓመት ካብ 1 ክሳብ 20 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ህንዲ ክካየድ ኢዩ፡፡
ላዕለዋይ ኣካል እቲ ውድድር ዝኾነ ዓለም ለኸ ኣመሓዳሪ ኩዕሾ…
ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ብደቂ ተባዕቲዮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ጀማል ይመር 59 ደቒቓን 3 ሰከንድን ብምእታው ቀዳማይ ወፂኡ።
ኣትሌት ተስፋሁን ኣካልነው ድማ መበል ራብዓይ ከምዝወፅአ ተገሊፁ።
ብደቂ ኣንስቲዮ ዘርፍ የኋላው 1…