ስፓርት
ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 16 ሸቶታት ብምምዝጋብ ንሲሸልስ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ሲሸልስ ኣብ ዝገበረቶ ዓለም ለኸ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ንሲሸልስ 16 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስዒራ።
ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ንግስት በቀለ፣ ታሪኳ ዴቢሶ፣ እሙሽ ዳንኤል፣ ኣረጋሽ ካልሳን ቤተልሄም መንተሎን ሕድሕደን ከክልተ ሸቶታት ኣመዝጊበን።
ምህረት ኣየለ፣ እፀገነት ግርማ፣ ቱሪስት ለማ፣ ሚለን ጋይም፣ ዳግማዊት ሰለሞንን ማህሌት ምትኩን ድማ ነተን ዝተረፋ ሸቶታት ኣብ መርበብ ኣዕሪፈንአን።
ካልኣይ ናይ…
Read More...
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ስዕረት ኣተኣናጊዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ብሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል 1 ብ 0 ተሳዒራ።
ዋሊያታት ኣብ ስታዲየም ባሕር ዳር ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ ዝገበርዎ ናይ 2027 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ውድድር ናይ ምድብ 2ይ ፀወታ ዓወት ክረኽቡ ኣይከኣሉን።
ኣብቲ ፀወታ ኢብራሂም ምባዬ ኣብ 11 ደቒቕ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ
ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ መዘንኣ ጋንታ ሴኔጋል ሎሚ ፀወታኣ ክተካይድ እያ።
ዋሊያታት ድሕሪ ዓመታት ኣብ ሃገሮም ዝገብርዎ ፀወታ ሰዓት 10 ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ እዩ።
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ዩጋንዳን ታንዛንያን ብሓባር ንዘዳልውዎ ናይ 2027 መፃረዩ ፅዋዕ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊ ጋንታ…
ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ መዘንኣ ጋንታ ሴኔጋል ሎሚ ፀወታኣ ክተካይድ እያ።
ዋሊያታት ድሕሪ ዓመታት ኣብ ሃገሮም ዝገብርዎ ፀወታ ሰዓት 10 ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ እዩ።
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ዩጋንዳን ታንዛንያን ብሓባር ንዘዳልውዎ ናይ 2027 መፃረዩ ፅዋዕ…
ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክፃወቱ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክተካይድ እያ።
ፀወታ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሄራዊ ስታዲየም ጁባ ክካየድ እዩ።
ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ…
ሚኬል ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ውዕሉ ንምሕዳስ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ ምስታ ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተመሓየሸ ሓዱሽ ውዕሊ ንምፍርራም ተሰማዕሚዑ።
ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ ኩንትራት ኣብዚ ዘበነ ውድድር ዘብቅዕ ዝነበረ እንትኸው፤ ምስታ ጋንታ ብዛዕባ ዝህልዎ መፃኢ ጉዕዞ ንብዙሓት ኣዋርሕ ዘተን ድርድርን…
ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣቀባብል ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጉያ ጎደና ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣቀባብል ተገይሩሉ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትበፅሕ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ኣትሌት ስለሺ ስህን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ፌዴሬሽን ኣቀባብላ ከም…