ስፓርት
ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ኣብ ፅዋዕ ሴካፋ ንዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣቢሉ ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ደቂ ኣንስትዮ ዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡
ብመሰረት እዚ፦
ሓላዊት ልዳት
ታሪኳ በርገና ፣ የምወድሽ ይርጋሽዋን ቤቴሌሄም ዮሃንስ
ተኸላኸልቲ
ቤቴሌሄም በቀለ፣ ብዙየሁ ታደሰ፣ ኣሳቤ ሞሶ፣ ቅድስት ዘለቀ፣ ናርዶስ ጌትነትን ብርቄ ኣማረ
ተፃወትቲ ክፍሊ ማእኸል
ኝቦኝ የን፣ እመቤት ኣዲሱ፣ ገነት ሃይሉ፣ መዓድን ሳህሉ፣ መሳይ ተመስገን፣…
Read More...
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ።
ሃዲያ ሆሳእና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ንኢትዮጵያ ዝሰዓረት እንትትከውን፥ ሳምሶን ጥላሁን ኣብ መበል 22 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ሃዲያ ሆሳእና ድሕሪ ተኸታታሊ ስዕረት ናብ ዓወት ብምምላስ ነጥባ 32 ክብ ብምባል…
ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም።
ብመሰረት እዚ ድሕሪ መዓልቲታት ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ክካየድ ኢዩ ትፅቢት ዝግበረሉ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ሉሲታት ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ክምረሓ ኢየን፡፡
ኣሰልጣኒፍሬው ሃገራዊት ጋንታ ደቂ…
ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም።
ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ፥ ቅድም ክብል ዝተመረፀ ስታዲየም ባህርዳር ናይ ካፍ ደረጃ ብዘይምምልኡ ካፍ ኢትዮጵያ ንምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ እትገብሮ ፀወታ ኣብ ካሊእ ሃገር ስታዲየም ንክትገብር ምውሳኑ ይዝከር።
ስለዝኾነ…
ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ።
ብ5 ሺሕን 10 ሺሕን ሜትራት ከምኡውን ብፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ዝወነነት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ከምእትሳተፍ ኣትሌቲክስ ዓለም ኣፍሊጡ።
እታ ኣትሌት ኣብ ዓመት 2021 ኣብ ዝገበረቶ ውድድር ፍርቂ…
ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ።
ረፋድ ሰዓት 4 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ንጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ብምስዓር ነጥቢ ረኺባ፡፡
ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ሄኖክ ኣየለን ኣብዱራህማን…
ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ንካልኣይ ግዘ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 06 ደቒቓን 44 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ዛዚማቶ።
ኣትሌት ጎይተይቶም ገብረስላሴ ድማ 1 ሰዓት 06 ደቒቓን 45 ሴኮንድን ብምእታው ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ከምዝዛዘመት ካብ …