ስፓርት
ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ ውድድር ጉያ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ።
እታ ኣትሌት ኣብ ሄርዞጌናውራች ኣብ ዝተኻየደ ‘ኣዲዜሮ ሮድ ቱ ሪከርድስ’ ውድድር ኢያ ብ14 ደቒቓ 21 ሰከንድ ብምእታው ነቲ ክብረ ወሰን ሒዛ።
ብደቂ ተባዕቲዮ 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ድማ ኣትሌት ታደሰ ወርቁ 26 ደቒቓ 56 ሰከንድን ብምእታው ነቲ ውድድር ካልኣይ ብምዃነ ዛዚሙ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
Read More...
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ
ኣደስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2003 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት በሪሁ ኣረገዊ ሎሚ ምሸት ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ነቲ ውድድር ብ12:58.65 ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻ ድማ ብ13:04.29 ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም መበል ሓምሻይ ደረጃ ሒዙ…
ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ስዒራ።
ኢትዮጵያ ስዒራ ንኽተወፅእ ብሕታዊት ዘቑፀረ ኣስቻሉ ታመነ ብፍፁም ቅላዕ ከምዘመዝገባ ካብ ኩዐሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓብረታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባበላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ 2020 ፖራሊምፒክ ጨዋታ ዝተሳተፈ ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባበላ ተገይሩሉ።
ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ብ3 ኣትሌታት ዝተወከለ እንትኸውን 1 ወርቂ ሜዳሊያን 2 ዲፕሎማን ብምርካብ ንኢትዮጵያ ልዑል ውፅኢት ብምምዝጋብ ውድድሩ ዛዚሙ።
እቲ…
ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ ምሸት ምስ ጋና ክፃወቱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ክትፃወት ኢያ።
ተፃወትቲ እታ ሃገራዊት ጋንታ (ዋሊያታት) ናብ ኮስት ዝኸዱ እንትኾኑ፥ ትማሊ ምሸት ቀዳማይ ልምምድ ምግባሮም ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ከተማ ኬፕ ኮስት ሙቐት ፀባይ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያ) ምስ ጋና መዘነኣ ንምፅዋት ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ።
ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ንምፅዋት ናብ ጋና ዝጓዓዙ ናይ መወዳእታ 23 ዝርዝር ተፃወትቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ዋሊያታት ፀወተኦም 28 ነሓሰ 2013…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ መዘነኣ 2 ን 1 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ዘካየደኦ ምሕዝነታዊ ፀወታ ኢትዮጵያ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ኢትዮጵያ ተዓዊታ ንኽተወፅእ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 11 ደቒቕ ከምኡ እውን ኣቤል ያለው ኣብ መበል 54 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…