ስፓርት
ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ጋንታ ሊቨርፑል ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ምስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኤፍኤ ካፕ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ።
ብኣርነ ስሎት ትምራሕ ሊቨርፑል ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ምስ ክሪስታል ፓላስ ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ንምልዓል ድሒሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 11 ክትገጥም ኢያ።
ንማንቼስተር ሲቲ ብምስዓር ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ፅዋዕ ኤፍኤ ዘዕወተት ክሪስታል ፓላስ ንፈለማ እዋን ኣብ ትሳተፈሉ ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ታሪኽ ንምስራሕ ናብ…
Read More...
ቲሞቲ ዊሃ ናብ ማርሴ ተፀንቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ወዲ ጆርጅ ዊሃ ቲሞቲ ዊሃ ብክለብ ፈረንሳይ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ብዕሊ ተፀንቢሩ።
ብሄራዊ ጉጅለ ኣሜሪካ ተፃዋቲ መስመር ቲሞቲ ዊሃ ካብ ጣሊያን ክለብ ጁቬንቱስ ናብ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ኣምርሑ።
እዚ ወዲ 25 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንጁቬንቱስ ኣብ ዘካየዶም 30 ፀወታታት ሴሪ ኣ…
ኤቨርተን ንዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ኣፈሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ንኬርናን ዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡
ኤቨርተን ንወዲ 26 ዓመት ተፃዋቲ 25 ሚሊየን ፓውንድን እናተርኣየ ዝውስኽ 4 ሚሊየን ፓውንድ ነቲ ተፃዋቲ ናብ ጋንታኣ ፀምቢራ፡፡
እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ማእኸል ዴውስቡሪ ሃል÷ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመት ውድድር ንቼልሲ ኣብቲ ሊግ 13…
ሩበን ዲያዝ ብማንቼስተር ሲቲ ውዕሉ ንምንዋሕ ተሰማሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተኸላኻላይ ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ንነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ውዕሊ ንምንዋሕ ተስማዕሚዑ፡፡
ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2027 ዘፅንሕ ኮንትራንት ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕ ምስምዕምዑ ክብል ዘ ኣትሌቲክስ ፀብፂቡ።
ወዲ 28 ዓመት ተኸላኻላይ ሩበን ዲያዝ ካብ ማንቼስተር ሲቲን ሻምፒየስ ሊግ…
ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም።
ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያ ሙሉነህ ጎሳዬ፥ እቲ ስምምዕነት ሞያተኛታት ስፖርት ካራቴ ኢትዮጵያዊያን ናይ ሙያ ምዕባለ ነክረኽቡ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝገብር ተኣሚኑሉ ኢዩ ኢሎም።
ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝግበሩ…
ባየር ሙኒክ ንሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባየር ሙኒክ ንኮሎምብያዊ ኣጥቃዓይ ሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ።
ሓያል ክለብ ጀርመን ባየር ሙኒክ ነዚ ወዲ 28 ዓመት ጥቃዓይ ተፃዋቲ ሊቨርፑል ብ65 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣፈሪማቶ።
እቲ ኮሎምብያዊ ተፃዋቲ ምስ ሙኒክ ን4 ዓመት ዘፅንሖ ውዕሊ ኮንትራት ዝፈረመ እንትኾን፤ ቁፅሪ 14 ማልያ ተኸዲኑ ክፃወት እዪ፡፡…
ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ንንምፍራም ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደርላንድ ንነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ግራኒት ዣካ ካብ ባየርሊቨርኩሰን ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ፡፡
ናብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝዓበየት ጋንታ ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ዝውውር 20 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡
ወዲ 32 ዓመት ተፃዋቲ ኣብ ሰንደርላንድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት…