ስፓርት
ስራሕቲ ሕድሳት ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሕድሳት ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
እቲ ሕድሳት ንምግባር ቅድሚ ክልተ ሰሙን ውዕል ዝተኣሰረ እነትከውነ፥ ብመሰረት እቲ ውዕል ኢዩ ሕድሳት ተጀሚሩ ተባሂሉ።
ካፍ ብመሰረት ዝሃቦም ርእይቶታት ከምዝሕደስ ድማ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ መፃወቲ ሜዳ፣ መኽደንን መሕፀብን ክፍሊታት፣ ናይ ተዓዛቢ ቤተ ፈተነን ስራሕቲ ኤሌክትሪክን ፅሬትን ዘካትት ሕድሳት ይሳለጥ ከምዘሎ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
Read More...
ጋንታታት ፕሪሜርሊግ ልዕሊ 3 ናይ ወፃኢ ተፃወትቲ ከፈርማ ኣይኽእላን – ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝውውር ናይ ወፃኢ ሃገራት ኣመልኪቱ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዘበነ ውድድር 2014 ዓ.ም ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዝሳተፋ ጋንታታት ልዕሊ 3 ናይ ወፃኢ ተፃወትቲ ከፈርማ ከምዘይኽእላ ወሲኑ።
ቅድም ክብል ኣብ ዝነበረ መምርሒ ዝውውር ተፃወትቲ መሰረት ብምግባር ሓንቲ ጋንታ…
ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንስ ሊግ ዮሚፍ ቀጀልቻ ዓወት ቀኒዑዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ኖርዌይ ኦስሎ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንስ ሊግ ዮሚፍ ቀጀልቻ ዓወት ቀኒዑዎ።
ዮሚፍ ብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን፥ እቲ ርሕቐት 7 ደቒቕ 26 ሰከንድን 25 ማይክሮ ሰከንድን ከምዝዛዘመ ካብ ኣትሌቲክስ ዩናይትድ ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ፥…
ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ዝካየድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
እቲ ምድላው ኣመልኪቱ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ዶክተር አሸብር ወ/ጊዮርጊስን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር አትሌት ደራርቱ ቱሉን ሓበራዊ መግለፂ ሂቦም።
ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020…
ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ብክልተ ሰሙን ከምዝተናውሐ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ውድድር 10 ሓምለ 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።
እቲ ውሳነ ናይ ሴካፋ ከምዝኾነ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ውድድር ቅድሚ ምጅማሩ ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ሃገራዊ…
ኣብ ጣሊያን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ጄ ሶል ሙንላይት ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም።
እቲ ውድድር ብውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታዬ ግርማ 1 ሰዓትን 4 ደቒቕን 11 ሰኮንድን ብምእታው ቀዳማይ እንወፅእ፥ ኣትሌት ዳምጤ ካሹ ታዬ 1 ሰዓት 7 ደቒቕን 13 ሰከንድን ብምእታው 6ይ ብምውፀእ…
ውድድር ሴካፋ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ፅዋዕ ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ ኢዩ፡፡
እቲ ፀወታ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 11 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን፥ 11 ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካን ሓንቲ ዕድምቲ ሃገርን ብድምር 12 ሃገራት ዝሳተፋሉ ኣህጉር ኣቀፍ ውድድር…