ስፓርት

ስፓርት

ቪክተር ጎከሬሽ ዝውውር ኣርሰናል ንምዝዛም ናብ ለንደን ክኸይድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ቪክተር ጎከሬሽ ምስ ስፖርቲንግ ንምፍራም ኣብ ስምምዕ ምብፅሑ ስዒቡ ተፃዋቲ ነቲ ዝውውር ንምዝዛም ፅባሕ ናብ ለንደን ከምዝኸይድ ተገሊፁ። ኣርሰናል ንወዲ 27 ዓመት ስዊድናዊ ኣጥቃዓይ 55 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፓውንድን ብቕዓትን እናተረኣየ ዝውሰኽ 8 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፓውንድ ክኸፍል እዩ። እዚ ተፃዋታይ እቲ ውዕል ስዒቡ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ሲንጋፖር ኣብ ውድድር ዘበን ቅድመ ምድላው ዝርከብ ኣብ ኣኼባ ሚኬል ኣርቴታ ብዕሊ ከምዝፅንበር ስካይ ስፖርት ፀብፂቡ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…
Read More...

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይጄሪያ ከተማ ኣቡኩታ ኣብ ዝተኻየደ ትሕቲ 20ን 18ን ዓመት ሻምፒዮና ኣፍሪካ ተሳተፍቲ ንዝነበሩ ኣትሌታትን ኣባላት ጉጅለን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተወጊኑ፡፡ ኣብቲ ውድድር ንዝተሳተፉን ሜዳሊያ ዘምፅኡን ኣትሌታት፣ ንኣሰልጠንቲ፣ ንመራሕቲ ጉጅለን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን እውን መበረታትኢ ሽልማት ተበርኪቱሎም።…

ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ኣንፈት ዝፍተን መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ኣንፈት ንዝፍተን ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምምካት ዘኽእል ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምእኸላዊ እዚ ዳሉል” ጥንኹር መሰረት ንዓብዪ ዓወት ክንፅዕር ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ ዝፀንሐ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ መዛዘሚ…

ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮን ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ትሕቲ ዕድመ 18ን 20 ኣትሌታክስ ሻምፒዮና ብ5 ሽሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ ኣላ። ትሕቲ ዕድመ 18 ብ5 ሺሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ፈፃመ ውድድር ስጉሚ ኣትሌት ህይወት ኣምባው ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣብ ናይጄሪያ ኣቡከታ እናተካየደ ዝርከብ ትሕቲ ዕድመ 18 ን 20…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝካየዱ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ስፔን ማድሪድን ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደንን ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ንግስት ጌታቸው 1 ደቒቕን 57 ሰከንድ 01 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ናይ ባዕላ ብሉፅ ምምሕያሽ ሰዓት ዛዚማ፡፡…

ሪያል ማድሪድ ንኣልቫሮ ካሬራስ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻሊ ኣልቫሮ ካሬራስ ካብ ክለብ ፖርቹጋል ቤኔፊካ ኣፈሪማ። ወዲ 22 ዓመት ካሬራስ ብ43 ሚሊየን ፓውንድ ንሪያል ማድሪድ ናይ 6 ዓመት ውዕል ኮንትራት ፈሪሙ። ካሬራስ ኣብ ዝሓለፈ ውድድር ዓመት 68 ፀወታታት ንቤኔፊካ ንምክያድ 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኣብ ፖርቹጋል ካልኣቲ ፕሪሜድሊግ ኮይና…

ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ናይጀርያ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመትን ኣትሌቲክስ ሻምፒዮን ንምስታፍ ናብ ናይጄርያ ኣቡኩታ ኣቅንዑ። ካብ 16 ክሳብ 20 ሓምለ 2025 ኣብ ናይጀርያ ኣቡኩታ ኣብ ዝካየድ ሃገራት ኣፍሪካ ትሕቲ 20ን 18 ዓመትን ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮን ዝሳተፍ ልኡኽ ናብ ናይጀርያ…