ስፓርት

ስፓርት

ኒኮ ዊሊያምስ ኣብ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ውዕሉ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ባርሴሎና ተደላዪ ዝነበረ ስፔናዊ ኣጥቃዒ ኒኮ ዊሊያምስ ኣብ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ውዕሉ ኣናዊሑ። እዚ ተፃዋታይ ናይ ካታላኑ ክለብ ክሕወስ ተቃሪቡ ዝብሉ ፀብፃባት ብስፋሓት ይወፁ ምንባሮም ይዝከር፡፡ ኮይኑ ግና እቲ ክለብ ሎሚ ከምዘፍለጦ ኒኮ ዊሊያምስ ክሳብ 2035 ዓ.ም.ፈ ኣብ ቢልባኦ ክፅንሕ ዝገብሮ ናይ ሸሞንተ ዓመት ውዕል ተፈራሪሙ። ብሃይለማርያም ተገኝ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook…
Read More...

ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘሕለፎም ውሳነታት ባህሪታት ኩዕሾ እግሪ ኢዮም – ኣይተ ኢሳያስ ጅራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ትማሊ ዘሕለፎም ውሳነታት ባህሪታት ኩዕሾ እግሪ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ኢሳያስ ጅራ፡፡ ጋንታ ሲዳማ ቡና ኣብ ቅፅዓት ዝነበሩ ተፃወትቲ ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ፅዋዕ ኢትዮጵያ ንወላይታ ድቻ ንኽወሃብን ካብ ፕሪሚየር ሊግ ዝወርዳ ጋንታታት ከምዘየለዋ ምግላፁ እቲ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ብምዃኑ ኣብ ጋንታ ኩዕሾ ሲዳማ ቡና ዝተኣገዱ ተፃወትቲ ኣሰሊፉ ዝሰዓሮ ፅዋዕ ኢትዮጵያ በፎርፌ ተሸናፊ ኮይኑ እቲ ፅዋዕ ንወላይታ ድቻ ተመላሲ ንኽግበር ከምኡ እውን ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ወላይታ ድቻ…

ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ሎሚ ተዛዚሙ። ካብ 18 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ እቲ ውድድር 14 ክለባት ዝተሳተፋሉ ኢዩ። ኣብቲ ፍፃመ 120 ኪሎ ሜትሮ ብዝሸፈነ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ተወዳዳሪ ትራንስ ኢትዮጵያ ተኽላይ ፀጋይ ተዓዊቱ። ቡዙኣየሁ…

ሻምፕዮን ሊግ ኢትዮጵያ መድን ኣዲስ ኣበባ ምስኣተወት ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2017 ዓ.ም ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾነ ኢትዮጵያ መድን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወት ብደገፍታን ኣመራርሓ እታ ክለብን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። እዛ ጋንታ ሎሚ ዕለት ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ኣብ ቀንዲ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ዓወት ኣኽቢራ። ክለብ…

ሩድ ቫን ኒስትሮይ ካብ ሌስተር ሲቲ ተፈላሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌስተር ሲቲ ምስ ኣሰልጣኒ ሩድ ቫን ኒስትሮይ ከምዝተፈላለየተ ዕላዊ ገይራ፡፡ ወዲ 48 ዓመት ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ ውድድር ንሌስተር ሲቲ ምስ ተረከበ ካብ ዘካየፎም 27 ፀወታታት 5 ፀወታ ጥራሕ ኢዩ ክስዕር ክኢሉ፡፡ እታ ጋንታ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኣብ ዝተመለሰትሉ ዓመት ናብ ዝመፅአትሉ…

ሃይደር ሸረፋ ብሉፅ ኸኾብ ታፃዋታይ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ኮይኑ ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተኻይዱ። ን36 ሰሙናት ኣብ 18 ክለባት ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣዳማ ናይዚ ዓመት ብሉፃት ተፃወትቲ ብምሽላም እዩ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተካየደ፡፡…