ስፓርት

ስፓርት

ኬንያ ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ወርቅን ብሩርን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃፓን ከተማ ቶክዮ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኬንያ ኣብ ውድድር 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ወርቅን ብሩርን መዳልያታት ተዓዊታ። ኢትዮጵያ በቲ ውድድር ብኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነህን ተወኪላ ክትዕወት ግን ኣይከኣለትን። ኣትሌት ጉዳፍ 5ይ ደረጃ ብምሓዝ እቲ ውድድሩ ዛዚማ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook FBC Tigrigna YouTube…
Read More...

ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሞንጎ ማንቼስተር ዩናይትድን ቼልሲን ከምኡ እውን ደርቢ መርሲሳይድን ኣብ መንጎ ሊቨርፑልን ኤቨርተንን ብሃንቀውታ ትፀቢት ይግበር። ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ ኦልድትራፎርድ ክካየድ እዩ። ኣብቲ ውድድር ብፅቡቕ ውፅኢት ዘይጀመረቶ ማንቼስተር…

ወላይታ ድቻን ኣል ኢትሃድን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌደሬሽን ወላይታ ድቻ ምስ ኣል ኢትሃድ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊያ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ወላይታ ድቻ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ሊቢያዊት ጋንታ ኣል ኢትሃድ ዝገበረቶ ፀወታ ብማዕረ ውፅኢት ዛዚመን። ወላይታ ድቻ ናይ መልሲ ፀወታ ድሕሪ ሰሙን ካብ ሜዳኣ…

ፅባሕ ቀዳም ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታታት ሓምሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ  ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ብኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ዝምራሕ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሓዱሽ ውድድር ዘበን 2024/25 ዝሓሸ ግዘ ኣየሕልፍን ዘሎ። ዩናይትድ ኣብዚ…

ሰለስተ ኢትዮጵያውያን 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍፃመ ሓሊፈን። በቲ ርሕቀት ዝተወከሉ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነን ናብ ፍፃመ ዝበፅሓ እንትኾና፤ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ድማ ናብ ፍፃመ ክትሓልፍ ኣይከኣለን። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ብሲምቦ ኣለማየሁ ኣቢላ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook FBC Tigrigna YouTube…

ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመተ ውድድር 666 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣታዊ ምርካባ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኣብ ቅልውላው ውፅኢት ትርከብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ከምዝረኸበት ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ንሓሽተ ዓመታት ካብ ማልያ ስፖንሰር ምስ ዝኾነ ስናፕድራገን ዝገበሮ ስምምዕነት እታ ጋንታ ልዑል…