ስፓርት

ስፓርት

ድሕሪ 10 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም መድረኽ ተፀዋዒ ክኸውን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ድሕሪ 10 ዓመት ኣብ መድረኻት ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካን ዓለምን ስሙይ ሃገራት ጋንታ ክህልዋ ኢዩ ኢሎም፡፡ በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፅሓፈ መፅሓፍ 'የመደመር መንግስት' ንንባብ በቒዑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ህጉራዊን ዓለም ለኸዋን መድረኻት ውፅታኢታዊ ንኽኸን ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተወገኑ ይርከቡ፡፡ ኣብ ውሽጢ ክልተን ሰለስተን ዓመት ጥንኩር ሃገራዊት ጋንታ ምህናፅ ከቢድ ክኸውን…
Read More...

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘበነ ውድድር 2025/26 ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ብዝግበሩ ፀወታታት ክጅመር ኢዩ፡፡ ብዱሽ ቅርፂ ውድድር ምክያድ ካብ ዝጅምር ኣብ 2ይ ዓመቱ ዝሓዘ እቲ ውድድር 36 ጋንታታት ክሳተፋ ኢየን፡፡ ሊቨርፑል፣ ኣርሰናል፣ ማንቼስተር ሲቲ፣ ቼልሲን ኒውካስትል ዩናይትድን ከምኡ እውን ተዓዋቲት ዩሮፓ ሊግ ዝኾነት…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቤሚሽ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጆርጅ ቤሚሽ ተዓዊቲ መዳሊያ ወርቂ ኮይኑ። ሞሮካዊ ኣትሌት ሶፊያን ኤልባካሊ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ኣድመንድ ሴሪም ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም። ኢትዮጵያዊያን ኣትሌቶች ሳሙኤል ፍሬው መበል ራብዓይ፣ ለሜቻ ግርማ…

ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ራብዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን፡፡ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኒውካስል ንዎልቭስ 1 ን 0፣ ቦርንማውዝ ንብራይተን 2 ን 1 ከምኡ እውን ፉልሃም ንሊድስ ዩናይትድ 1 ን 0 ስዒረን፡፡ ክርስታል ፓላስ ምስ ሰንደርላንድ ከምኡ እውን ኤቨርተን…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኣ። ኬንያዊት ኣትሌት ቢያትሪስ ቼቤት ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ጣሊያናዊት ናዲያ ባቶቼሌቲ ክላኣይ ደረጃ ብመመሓዝ ዛዚማ፡፡…

ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ ሃይሉ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ። ኣብ ሳልሳይ ምድብ ዝተወዳደረት እታ ኣትሌት ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ኢያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ ክኢላ። ኣብ ቀዳማይ ምድብ ዝተኻፈለት ኣትሌት ሳሮን በርሀ 9ይ ደረጃ ሒዛ…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ሰለስቲኦም ኢትዮጵያውያን ንፍፃ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ መፃረዪ ደቂ ተባዕትዮ ሰለስቲኦም ኢትዮጵያውያን ንፍፃ ሓሊፎም፡፡ ኣብቲ መፃራዪ ውድድር ዝተሳፉት ጌትነት ዋለ፣ ለሜቻ ግርማን ሳሙኤል ፍሬውን ናብ ፍፀመ ተፀምቢሮም። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website…