ስፓርት

ስፓርት

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነጥቢ ተኻፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 30 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፀወታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነጥቢ ተኻፊለን። ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንግሆ ሰዓት 3፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ክልቲአን ጋንታታት ብዘይምንም ሽቶ ብማዕረ 0ን 0 ተፈላልየን። መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትኻየድ ሰዓት 9 ኢትዮጵያ ቡና ምስ ኣዳማ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12 ፋሲል ከነማ ምስ ንግዲ ባንክ ኢትዮጵያ ዝኻየድ ፀዋታ ትፅቢት ይግበር።  
Read More...

ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሲዳማ ቡናን ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ማይክል ኪፕሩቪል ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሲዳማ ቡና ተኸታታሊ ካልኣይ ዓወታ እንትተመዝግብ፤ ወላይታ ድቻ ብግደኣ ካልኣይ ተኸታታሊ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ እቲ…

ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ን3ይ ግዘ ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 40 ዓመት ፖርቹጋላዊ ኢንተርናሽናል ንተኸታታሊ ሰለስተ ዓመት ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስዑድ ዓረብ ንጋንታ ኣልናስር እናተፃተ ዝርከብ ክሪስቲያኖ ሮናልዶ፤ ብዓመት 275 ሚሊየን ዶላር ዝኽፈሎ ቁፅሪ ሓደ ስፖርተኛ እዛ ከምዝኾነ ሓበሬታ ፅሄት ፎርብስ ኣመልቱ፡፡ ኣሜሪካዊ…

ክርስትያኖ ሮናልዶ ንሳልሳይ ግዜ ካብ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኸፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ወዲ 40 ዓመት ፖርቱጋላዊ ኢንተርናሽናል ተፃዋታይ ንተኸታታሊ ንሳልሳይ ዓመት ካብ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኸፋሊ ስፖርተኛ ምዃን ኽኢሉ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንክለብ ስዑዲ ኣልናስር እናተፃወተ ዝርከብ ክርስትያኖ ሮናልዶ፤ ኣብ ዓመት 275 ሚሊየን ዶላር ዝኽፈል ኣብ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ስፖርተኛ ምዃኑ ኣብ መፅሄት ፎርብስ ዝተረኸበ…

ሰርጂም ራትክሊፍ ልዕሊ 6 ቢሊየን ፓውንድ ከሲሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኡስ በዓል ዋና ማንቼስተር ዩናይትድ ሰር ጂም ራትክሊፍ ኣብ ሓደ ዓመት ልዕሊ 6 ቢልዮን ፓውንድ ከሲሮም። እንግሊዛዊ በዓል ሃፍቲ ሰር ጂም ራትክሊፍ ሃፍቶም ካብ 23 ነጥቢ 519 ቢሊየን ፓውንድ ናብ 17 ነጥቢ 046 ቢሊየን ፓውንድ ምውራዱ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እዞም በዓል ሃፍቲ ወዲ 72 ዓመት ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ…

ቼልሲ ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣስቶንቪላ ምስ ቶትንሃም ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት ሰዓት 4፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ። ብ63 ነጥቢ ኣብ 5ይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ንምስታፍ ልዑል ንሕንሕ ክትገብር ኢያ። ብኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም…

ሻምፒዮና ዓለም ውፅኢት መእተዊ ምዝገባ ግዘ ገደብ ኣብዚ ሰሙን ክገልፅ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ውፅኢት መመዝገቢ ዝውደአሉ ግዘ ኣብዚ ሰሙን ዕላዊ ከምዝኸውን ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነቲ ውድድር ቅድመ ምድላው ንምግባር ዝረድእ ውፅኢት መእተዊ ዝምዝገብሉ ግዘ ከምዝቆርፅ ፕሬዚዳንት እቲ ፌደሬሽን ኮማንደር ሰለሺ ሰህን ገሊፆም፡፡ ኮማንደር…