ስፓርት
ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንስሑል ሽረ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንስሑል ሽረ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ክትዕወት ክኢላ፡፡
ሎሚ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ብሕታዊት ሸቶ ዘላለም ኣበበ ኣብ መበል 82 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ኣብቲ ሊግ ካልኣይ ተኸታታሊ ዓወታ ዘመዝገበት ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ነጥባ ናብ 28 ክብ ብምባል ኣብ 7ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ስሑል ሽረ ብ15 ነጥቢ መበል 17 ደረጃ ትርከብ፡፡
ፀወታታት እቲ ሊግ ቀፂሎም እንትካየዱ ቀትሪ…
Read More...
ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀፂሎም ዝካየዱ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ሊቨርፑል ዝገበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ብኣሰልጣኒ ኣርነ ስሎት እናተመርሐት ብቐጥታ ናብ 16 ዝተፀምበረት እንግሊዛዊት ጋንታ ሊቨርፑል ናብ ፓሪስ ኣምሪሓ ምስ ፈረንሳዊት ጋንተታ ፒኤስጂ ኣብ ስታዲየም ፓርክ…
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ትፅቢት ዝግበረሉ ደርቢ ማድሪድ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታታት ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም።
ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ደርቢ ማድሪድ ሪያል ማድሪድ ምስ ናይ ከተማ ተናሓናሒታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ሳንቲያጎ ቤርናባው ክትገጥም ኢያ።
ኣትሌቲኮ ማድሪድ ኣብ ቀረባ እዋን…
መበል 20 ውድድር ሪሌ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ውድድር ሪሌ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ፡፡
ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ኣትሌት ስለሺ ስህን ነቲ ውድድር ሪሌ ማራቶን ኣጀሚሮም።
ብምድብ ደቂ ተባዕትዮ ሓጎስ ገብረህይወት፣ ገመቹ ዲዳን ካልኦት ፍሉጣት ኣትሌታትን ከምዝተሳተፉ ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ…
ኢትዮጵያ ቡና ንስሑል ሽረ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ቡና ንስሑል ሽረ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ኮንኮኒ ሃፊዝ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ኢትዮጵያ ቡና ብ29 ነጥቢ ኣብ 4ይ ደረጃ እንትትቅመጥ ስዕረት ዘተኣናገደት ጋንታ ስሑል ሽረ…
ሉሲታት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ንዩጋንዳ መዘነኣ ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ፡፡
ሉሲታት ኣብ ቀዳማይ እግሪ ፀወተአን ኣብ ካምፓላ 2 ን 0 ተሳዒረን ከምዝነበራ ይዝከር፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተገበረ ናይ መልሲ ፀወታ፤ ኣረጋሽ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሊቨርፑል ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዘይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ንሕንሕ ፅዋዕ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ እዮም፡፡
መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምሸት ሰዓት 5:15 ኣብ ቀፃሊ ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ንእትነሓናሕ ኒውካስል ዩናይትድ ኣብ አንፊልድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡
ምሸት ሰዓት 4:30 ኣብ ካልኣይ…