ስፓርት

ስፓርት

ሊቨርፑል ሎሚ መዓልቲ ብቦርንማውዝ ክፍተን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ቦርንማውዝ ምስ ሊቨርፑል ሰዓት 12 ዝገብርርዎ ግጥም ልዑል ቀልቢ ስሒቡ ኣሎ። ቦርንማውዝ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝገበሮም ፀወታታት፥ ንማንቸስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል፣ ቶተንሃም፣ ኒውካስልን ኖቲንግሃም ፎረስትን  ብምርታዕ ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበሮም 11 ተኸታተልቲ ፀወታታት ንኹሎም ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ መሪሕ ፕሪሚየር ሊግ ንዘሎ ሊቨርፑል ፈታኒ ተጋጣሚ ኢዩ ዝብሉ ግምታት ኣለዉ። ሎሚ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት…
Read More...

ኣብ ምድብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ተደልዲለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምድብ ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ምስ እንግሊዛዊት ማንቼስተር ሲቲ ተራኺበን፡፡ ምድብ ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡ ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ክልቲአን ዓበይቲ ጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ኣብ ስታዲየም ኢትሃድ ዝካየድ እንትኸውን÷ ናይ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንወላይታ ድቻ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣብዱ ሳሚዮን ኣማኑኤ ኤርቦን ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኽትዕወት ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ጋንታ ቅስ…

ቶተንሃም ኣብ ሜዳኣን ኣብ ቅድሚ ደገፍታን ብሌስተር ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 11 ቶተንሃም ምስ ሌስተር ተራኺበን ብዓወት ሌስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዛዚሙ፡፡ ቶተንሃም ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበረቶም 23 ፀወታታት 7 ጥራሕ ዝሰዓረት እንትትከውን÷ 13 ፀወታታት ተሳዒራ 3 ፀወታታት ማዕረ ብምውፃእ ብ24 ነጥቢ ኣብ መበል 15 ደረጃ ትርከብ፡፡…

ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 12 ኣብ ዝተገበረ መበል 23 ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ተዓዊተን። ሊቨርፑል ንኤፕስዊች ታውን 4 ን 1 ስዒሩ። ኣርሰናል ድማ ንዎልቭስ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ብኸሊእ መዳይ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት 5-0 ቦርንማውዝ፣ ኤቨርተን 1-0 ብራይተን፣ ኒውካስል 3-1 ሳውዝሃምፕተን ብዝኾነ…

 ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እቲ ፀወታ ሰዓት 2፡30 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ሩበን ዲያዝን ጀረሚ ዶኩን ብምኽኒያት መጉዳእቲ ኣይስለፉን። ኣብ ጋንታ እኩብ ማንቼስተር ሲቲ፥ ሓደሽቲ ፈረምቲ ኤማር ማርሙሽ፣…

ፒኤስጂ ከማንቼስተር ሲቲ ኣብ 7ይ ዙር 2ይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ዝቕፅሉ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ኣርቢ ላይፕብዚግ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ከምኡ እውን ሻካታር ዶኔስክ ምስ ስታድ ብሬስት ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት 5 ድማ ካብቲ ውድድር ናይ…